Latest releases
- Details
ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ ደረጃ ክፉትነት ቪዛ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ በኒን፣ ጋምብያ፣ ሩዋንዳን ሲሸልስን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ተሰሪዐን ኣለዋ። እዚ ማለት ኣፍሪቃውያን ናብዘን ሃገራት ንምእታው ቪዛ ኣየድልዮምን ማለት እዩ። ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ሱዳን ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ተሰሪዓላ፡ ሊብያ፣ ኢኳቶርያል ጊኒን፤ ንዐአን ስዒባ...
- Details
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ እናገፈፈ ቀይድዎም ዝጸንሐ ኣማኢት ኤርትራያን፣ ካብቲ ትማሊ 03 ታሕሳስ ኣትሒዙ፣ ብመንገዲ ዓሰብ – ቡሬ ናብ ኤርትራ ይሰጎም ከምዘሎ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ዛጊት ኣብ ሽዱሽተ ኣውቶቡሳት ዝተጻዕኑ ኣስታት 300 ኤርትራውያን፣ ኣብዘን ክልተ መዓልታት፣ ናብ ኤርትራ ተሰጕጎም ኣ...
- Details
ጓል 20 ዓመት ኣመሪካዊት መንእሰይ ነበሪት ጀርመን፣ ከተማ ካይዘርስላውተርን፣ ኣብ መዓርፎ ባቡር፣ መቐመጫይ ተንኪፉኒ ብዝብል ክሲ፣ ንወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ ብካራ ብምቕታላ፣ ኣብ ፍርዲ ከምዝቐረበት ጋዜጣ ቢልድ፣ ኣብ ናይ 03 ታሕሳስ ሕታማ ኣስፊራ። እታ መንእሰይ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ 2024 ፣ ነቶም...
- Details
ቢቢሲ ን2024 ካብ መላእ ዓለም ዝተሓረያ 100 ኣነቓቓሕትን ጸለውትን ደቂ ኣንስትዮ ዝሓዘ ዝርዝሩ ወግዓዊ ገይሩ'ሎ። ካብ መንጎአን ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል ሰላም ናድያ ሙራድ፡ ግዳይ ዓመጽ ጎስጓሲትን ጂዘል ፔሊኮት፡ ተዋሳኢት ሻሮን ስቶን፡ ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ሬቤካ ኣንድራድን ኣሊሰን ፌሊክስን፡ ደራፊት ራየ፡ ስ...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
Load more...
All items
Copyright © 2024 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.