JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ፡ ሓያለ መንእሰያት ካብ መኪና ጽዕነት እናወረዱ ክቕጥቀጡን ክጋፍዑን እንከለዉ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ስእሊ ኣብ ዝተፈላለየ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተዘርጊሑ ነይሩ። ነዚ ስዒቡ፡ ቢቢሲ ካብ ቤተሰብ ግዳያት ብዝረኸቦ ሓበሬታ እቶም ግዳያት፡ ብሓይልታት ሱዳን ከም ምሩኻት ዝተታሕዙ ልዕሊ 50 ኤርትራውያንን ኢት...
እቶም ካብ ኤርትራ ብክልላት ዓፈርን ትግራይን ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ ብምስጋር ዓለምለኻዊ ዕቝባን መሰረታዊ ድሌታትን ዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣብታ ሃገር ግቡእ ውሕስነት ክወሃቦም፡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - ዩኤንኤችሲኣር ጸዊዑ።እቲ ኮሚሽን ሎሚ ረቡዕ 20 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ዋሕዚ ኤርትራ...
ኣብ ከባቢ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ምምሕዳር ማንቸስተር ዓቢይ ዝርከብ፡ ኣብ ቀረባ ኣስታት 300 ሓተትቲ ዕቝባ ክነብርሉ ዝጀመሩ ሆቴል ዝቕመጡ ሰባት ነቲ ውሳነ ብምቅዋም ሕቶታት ከልዕሉ ጀሚሮም።ኣብዚ ክሬስታ ኮርት ዝተባህለ ሆቴል ዝነብሩ ዘለው ሓተትቲ ዕቝባ መብዛሕትኦም ካብ ኤርትራ ዝመጽኡ ከም ዝዀኑ ይእመን። ኣብ...
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብቲ ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ደገፍቱን ብስም ምንቅስቓስ ‘ ብርጌድ ንሓመዱ ‘ ዝተጠርነፉ ደለይቲ ለውጢን፣ ብተደጋጋሚ ዝተወልዐ ናዕቢን ጎነጽን ንዝተኣስሩ ሓያሎ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ፣ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈለ፣ ዋይ ኔት ዝተባህለ መርበብ ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ መርበብ፣ ቅብሊት...
Load more...