JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳም 19 ሓምለ ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለመጠይቕ ክህብ ምዃኑ ተገሊጹ ከምዘሎ ድሮ ተሰሚዑ እዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ውሱናት ወግዓዊ ኣጋጣሚታት - ብፍላይ በዓል ናጽነትን መዓልቲ ሰማእታትን - ዝገብሮ መደረታት ወይ ቃለመጠይቓት፡ ገለ ካብቲ ህዝቢ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ ኣጋጣሚታት...
ኤርትራዊ ኣባል ካዛኪስታናዊት ጋንታ ኣስታና ካዛኪስታን ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022፡ 2023 ከምኡ'ውን 2024 ሄኖክ ምሉእብርሃን ተዓዋቲ ብጫን ቀጠልያን ማልያ ኣብ ቻይና ዝካየድ ዙር ማግኒፍሰንት ኵንሃይ ኰይኑ ውድድሩ ከም ዝዛመ ኣብ ሳይክሊን ስታት ዝወጽአ ጸብጻብ ገሊጹ። ኣብዚ ሸሞንተ መድረኻት ዝነበሮ ሓያል ጸወታ፡...
ዓመታዊ ኣብ ዝወጽእ ደረጃ ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ዘመልክት ዝርዝር፡ ሎሚ ዓመት ን210 ሃገራት ኣብ ዝሰርዓሉ፡ ኤርትራ ጥራይ፡ "ኣብ ዝሓለፈ 48 ኣዋርሕ ብውሕዱ ሓደ ወግዓዊ ውድድር ስለ ዘየካየደት ደረጃ ኣይተዋህባን፡" ብዝብል ካብቲ ዝርዝር ከም ዝወጸት መርበብ ሓበሬታ ፊፋ ኣመልኪቱ። ፊፋ ከም ዝዘርግሖ፡ እቲ ዝለዓለ...
ኤርትራ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተጋብአ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘቕረበቶ መግለጺ፡ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣን ኣብቲ ዞባን ካብ ዝገጠማ ቅልውላው ንምህዳም፡ ንኤርትራ እናወቐሰት "ገንሸል" ትገብር ኣላ ክትብል ከሲሳ። ንኤርትራ ኣብ ሕቡራት ዝውክል ኣቶ ሃብቶም ዘርኣይ፡ ኣብቲ ብሓሙስ 3 ሓምለ ኣብ ጀነቫ ን...
Load more...