JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ መፋርቕ 2018፡ እቲ ኣብ መንጐ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኣስታት 20 ዓመት ጸኒዑ ዝነበረ “ኵነተ ኲናት”፡ ብኣኽብሮ ኣህጉራዊ ብይን ውሳነ ዶባት ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ብዕርቀ ሰላም ተወዲኡ፡ ኣብቲ ዞባ ጩራ ሰላም ተዀሊዑ። እቲ ሰላም ሓሪምዎ ዝነበረ ኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት “ደጊም ይኣኽለና!” ክብል ነቲ ብስራት ብድ...
ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ካብ 1982 ጀሚሩ ኣብ ስልጣን ይርከብ።ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ጥዕናዊ ኵነታት ክልተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያን ፕረዚደንት ማላዊ ላዛሩስ ቻክዌራን ኣዘራራቢ ጉዳይ ኰይኑ ቀንዩ ኣሎ። ብዘይካ'ዚ፡ ኵነታትን ሃለዋትን ናይቲ ንዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት ፖለቲካዊ መድረኽ...
ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዝርከብኦም ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ናብ ሶማል ከምዝኣተዋ ወትሃደራውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ልዕሊ 300 ዝግመቱ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ወደብ ዓሰብ ብመርከብ ተበጊሶም፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ናብ ሶማል ከምዝኣተዉ ‘ ዩ እቲ ምንጪ ጠቒሱ። ኣብ ኤርትራ፣ ልዕሊ 3 ሽሕ ወር...
ፍዮሪ ከሰተ ዝተባህለት ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፡ ኣብ ሰሜን ኣየርላንድ ንሓንቲ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ድሕነተ ብኻራ ብምውጋኣ ማእሰርቲ ተፈሪዳ።ውሳነ ዝሃበ ዳኛ “ሕሱምን ዘስካሕክሕን” ክብል ነቲ ኵነታት ብምግላጽ “ንዓዳ ክትባረር ኣለዋ” እውን ኢሉ።ፍዮሪ፡ ኣቐዲሙ ኣብ ቤት ፍርዲ ዱንጋኖን ኣብ ዝቐረበትሉ እዋን ኣብ...
Load more...