Latest releases
- Details
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ጎንደር፡ ከባቢ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ናብ ቀዳም 06 ሓምለ 2024 ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ቀሺ ዝርከቦም፡ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዕጡቓት፣ ብሳንጃ ተወጊኦም።
- Details
ብዙሓት ካብኣቶም ደቂንስትዮን ህጻናትን እዮም።ኣብ ኤርትራ ኣደ ቆልዑ ዝኾና ኣመንቲ ኣዴታት ኣብ ዝቕይዳሉ እዋን፣ ሓላፍነት ናይ ቆልዑ ዝወስድ ኣቦ እንተዘይሃልዩ ክሳብ ትሕቲ ሓደ ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻውንቲ ዝርከብዎም ቆልዑ ከይተረፈ ሓቢሮም ምስ ኣዴታቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝዳጎኑ ይፍለጥ።
- Details
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ሻዱሻይ መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ ተቐዳዳማይ ጋንታ ጃይኮ ኣልኡላ ዳይላን ግሮንወገን ቀዳማይ ክወጽእ እንከሎ ጃስፐር ፈሊፕሰን ካልኣይ ቢንያም ግርማይ ከኣ ሳልሳይ ወጺኦም'ኳ እንተነበሩ፡ ድሒሩ ብዝተገበረ ምጽራይ ጃስፐር ፈሊፕሰን ኣብ እዋን ቅጽበታዊ ውድድር ዘይንቡር ኣካይዳ ከይዱ ተባሂሉ ብኣዳለውቲ...
- Details
ኣስመራ — ተመስገን እያሱ፡ ዳንኤል ተኽለጊዮርጊስን ሮዳስ ተኽለን ዝተባህሉ፡ ኣብ ሳዋ ከም ኣማኸርቲ መምህራን ኮይኖም ኣብ ምስራሕ ዝርከቡ ናይ ስነ-ልቦና ምሁራት፡ ብተበግሶኦም ዘማዕበልዎ ‘ቋንቋ -ምድህሳስ’፡ ረቡዕ 28 ስነ ኣብ ኣስመራ፡ ኣዳራሽ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ንህዝቢ ኣላልዮም።
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
Load more...
All items
Copyright © 2024 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.