JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

እድሪስ ዑስማን ዑመር እዩ ዝበሃል፣ ኵሉ ሰብ ግና በታ "ብሬራይ" እትብል መጸውዒቱ እዩ ዝፈልጦ። ኣቦኡን ኣደኡን ካብ ምጽዋዕ 30 ኪሎሜተር ርሒቓ ኣብ እትርከብ ሩብሩብያ ኣብ እትበሃል ዓዶም ኰይኖም ህይወቶም ኣብ ዝመርሕሉ ዝነበሩ፡ ብ20 ሰነ 1953 እዩ ተወሊዱ። ኣቦኡ ዑስማን ዑመርን ኣደኡ ፋጥና ሓጅ ስዒድን ኣብ...
ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ክትከፍት'ያ ዝብል ክሲ "ፍጹም ከምእትነጽጎ" ኣስመራ ገሊጻ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ሎሚ ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ቀወምቲ ኣምባሳደራትን ንዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃቦ ዘይልሙድ መብርሂ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢዶም ከመዘየእተዉ ተዛሪቡ። "መንግስቲ ኤርት...
ኤርትራ፡ ነቲ ኲናት ትግራይ ደው ዘበለ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ 'ናይ ምዝራግ' ድሌት ከምዘይብላ ኣፍሊጣ። ብወገን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ዝጋዋሕ ዘሎ "ንኵናት ዝቕስቅስ መግለጺታት" ጠንቂ ምትፍናን ይኸውን ከምዘሎ ሚኒስተር ዜና እታ ሃገር ገሊጹ። "ኤርትራ ነቲ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ኣብ ውሽጢ ህወሓት...
ከንቲባ ራይወይክ ናይ ኔዘርላንድስ፣ ሁሪ ሳሂም፣ ኣብዚ ወርሒ ‘ ዚ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ኣጊዱ። እቲ ከንቲባ፣ ምትእክኻብ ኤርትራውያን ክእግድ ዝተገደደሉ ምኽንያት፣ ከም ናይ ዝሓለፈ ዓመታት ባእሰን ዕግርግርን ከይፍጠር ካብ ዝብል ስግኣት ምዃኑ፣ መርበብ ዜና ኔዘርላንድስ ታይምስ፣ ኣብ ናይ...
Load more...