JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፖሊስ ካብ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ጥሪ ኣትሒዙ ንቐታሊ ወዲ 14 ዓመት ኤርትራዊ ዮሴፍ ንምርካብ ሰፊሕ ጻዕሪ ከካይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሓደ ስሙ ዘይተገልጸ ወዲ 12 ዓመት ቈልዓ በቲ ገበን ኣብ ቀይዲ ከም ዘውዓለ ገሊጹ። ዮሴፍ ንመወዳእታ ብህይወት ዝተራእየሉ ብ28 ጥሪ ከባቢ ፍርቂ መዓልቲ ኰይኑ፡ ሓደ ብእግሩ ዝጓዓዝ ዝ...
ኤርትራ ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ባይቶ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ዝሃቦ መግለጺታት "ሕሱርን ፍንፉንን" ክትብል ኮኒና። እቲ ኢትዮጵያዊ መራሒ ትማሊ ንኣባላት ባይቶ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ቅትለት ዝርከቦ ግፍዕታትን ዝምታን ከምዝፈጸመ ከሲሱ'ሎ። በቲ...
ኤርትራ ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ፓርላማ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ዝሃቦ መግለጺታት "ሕሱርን ፍንፉንን" ክትብል ኮኒና። እቲ ኢትዮጵያዊ መራሒ ሎሚ ንኣባላት ባይቶ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ቅትለት ዝርከቦ ግፍዕታትን ዝምታን ከምዝፈጸመ ከሲሱ'ሎ።በቲ...
እቶም ብ"ፋይላት ኤፒስተይን" ዝፍለጡ ብዙሕ ምስጢራት ዝሓዙ ምዃኖም ዝእመነሎም ሰነዳት ዝሓለፈ ዓርቢ ብትእዛዝ ቤትፍርዲ ኣመሪካ ገለ ክፋሎም ድሕሪ ምዝርግሖም፡ ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለም ርሱን ክትዓት ፈጢሮም ኣለዉ። እቶም ሓደስቲ ዝተዘርግሑ መዛግብቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኢትዮጵያንን እውን...
Load more...