JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ሰለስተ ከተማታት ኤርትራ ቀረብ ኤለትሪክ ንምስፍሕፋሕ ናይ 58 ሚልዮን ዶላር ወፍሪ ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ብ18 ለካቲት ዝጸደቐ ባጀት፡ ኣብ ኣብ ጋሽ ባርካ ዝርከባ ሰለስተ ከተማታት ተሰነይ፡ ከርከበትን ባረንቱን ጽሩይን ዘየቋርጽን ኤለትሪክ ንምቅራብ ዝዓለም ከምዝዀነ ባንኪ ልምዓት ኣ...
ጁምዓ፡ ካብ ቃላት ንላዕሊ ዓው ኢሉ ዝዛረብ ህዱእ ጸጋ ናብ ዝዓሰላ ንእሽቶ ገዛኣ መሪሓትና ክትኣቱ እንከላ ኣብ ደቃ ዝርኣናዮ ስምዒት ንሓይላ ዝነግር ነበረ። እቲ ዝነኣሰ ወዳ - መሓመድ - ነታ ስንፍ ዝበለት ስንክልቲ ጸጋመይቲ ኢዱ ብሓይሊ ብየማነይቱ ደጊፉ እናልዓለ ኣብ ሕቝፋ ከመይ ከም ዘዕርፋ ለሚድዎ እዩ - ጥም...
ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከም ጂኦፖለቲካዊ መናሕንሕቲ ዝርኣኣዩ ሓይልታት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማስያውን ወተሃደራውን ለውጢ ኣሰላልፋታት ኣስዒቦም ኣለዉ። ሃገራት እዚ ዞባ፡ ነቲ ግጭትን ምስኡ ተተሓሒዙ ዝመጽእ ለውጢታትን ንምግጣም ብኸመይ ከም ዝሕዝኦ ከሰላስላ ደሪኹወን ይርከብ። ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ሕ...
ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ናይቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኣዕናዊ ኲናት ሓድሕድ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝነበረ ምሕዝነት ናብ ሓድሕዳዊ ምጥርጣርን ወተሃደራዊ ምትፍናንን ኣትዩ ኣብ ዘለወሉ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ሓደጋ ዞባዊ ኲናት ኣጋጢምዋ ኣሎ፡ ክብል ዓለምለኻዊ ትካል መጽናዕቲ ቅልውላዋት ኣጠንቂቝ። ኢንተርናሽናል...
Load more...