JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ቅንያት ዝካየድ ዘሎ መጋባእያ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ብጉዳይ ፍልስጤም ተዓብሊሉ ይርከብ። ኣብ ቀረባ መዓልታት፡ ብሪጣንያ፡ ፈረንሳ፡ ካናዳን ኣውስትራልያን ንሃገርነት ፍልስጤም ኣፍልጦ ድሕሪ ምሃበን ካልኦት ብዙሓት ሃገራት ክስዕባ ትጽቢት ይግበር። ዛጊት 150 ሃገራት ዓለም ንሃገረ ፍልስጤም ብወግዒ ኣፍል...
ኣብ ፈለማ 2000 'ላዕለዎት መራሕቲ ህግደፍ ዝነበሩ ኣባላት ባይቶ ምኒስተራት፡ ጀነራላትን ኣመሓደርቲን ዲፕሎማሰኛትን ስሩዕ ኣኼባታትን ጉባኤን እቲ ውድብ ክካየድ ብምጽውዖም ዝበዝሑ ካብኦም ክሳዕ ሎሚ ኣብ ማሕዩር ተሰዊሮም ሃለዋቶም ኣይፍለጥን። እቲ ምሉእ ስሙ 'ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን' ዝኾነ ውድብ እቲ...
መቕድም ንሕና ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ምስ-ካብ ነፍሲ ወከፍ ዞባን፡ ሕብረተሰብን፡ ፖለቲካዊ ድሕረ ባይታን ዝመጻና፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ዲያስፖራ እንነብር ህዝቢ ኩልና- ኣብ ምክልኻል ናጽነት ሃገርናን፡ ግዝኣታዊ ሓድነትን፡ ልኡላዊ መሰላትን ብሓደ ደው ኢልና ኣለና። እዚ መግለጺ‘ዚ ኣህጉራዊ ሕጊ ንምርግጋጽ...
ኣፍሪቃውያን ኣብ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ካብ ቅድሚ ዓሰርተታት ዓመታት ኣትሒዞም ስሞም ከጸውዑ ጸኒሖም'ዮም፤ ብፍላይ ከኣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ። ሕጂ ከኣ ነቲ ኣብ ዓለም ዝዓበየ ናይ ሃገራት ውድድር ዝዀነ ሻምፕዮና ቅድድም ብሽክለታ 2025 ኣብ ኣፍሪቃ ሃገረ ርዋንዳ ካብ ሰንበት ጀሚሩ ስለዝእንገድ ተወሳኺ ድ...
Load more...