JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝጽንበል ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ መሰል ከምዘለወን ኣብ ፖለቲካ፣ ቁጠባ፣ ማሕበራዊን ካልእ ጽላታትን ሕበረትሰብ‘ውን ብማዕረ ክሳተፋን ዘዘኻኽር‘ዩ። ብዘይካ‘ዚ ደቂተባዕትዮ...
ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ብኤርትራ ዝተታሕዘ ከባቢታት ትግራይ ብምጽራይ፣ መፍትሒ ክርከበሉ ብዕምቆት ይስርሓሉ ከምዘሎ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገሊጹ።
ኣእምሮኣ፡ ኣእዛና፡ ኣጻብዕታን ኣእጋራን ወትሩ ኣብ ንጡፍ ስራሕን ምንቅስቓስን ምስተጸምዱ’ዮም።
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ገፊፉ ኣሲርዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ምስጓግ ቀጺሉ።
Load more...