JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ዓባይ ብሪጣንያ ከም ኣምሳያ እቶም ካብ ሃገራ ዝተጠረዙ ሰባት፡ "ሓደ ክኣቱ፡ ሓደ ይወጽእ፡" ብዝብል ስምምዐን መሰረት ሰለስተ ዝኣባላታ ስድራቤት ካብ ፈረንሳ ተቐቢላ፤ ናብ ፈረንሳ ክምለስ ኣብ መስርዕ ዝጸንሐ ሓደ ኤርትራዊ ድማ ጉዳዩ ብቤት ፍርዲ ደው ኢሉ። እዛ ስድራቤት ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ቪዛ እኳ እንተ ተዋህ...
ተስፋ ንመሰል' ብምባል ኣብቲ ማንም ማሕበረሰብ ዝምነዮ ናይ ምምራጽን ምድማጽን ባይታ ደሞክራሲ ኢዱ ክሕውስ ሓሊኑ። ንመሰል ስደተኛታትን ወጻእተኛታትን ኣብ ዝጸሉ ውሳነታት እጃሙ ንምብርካት ድማ ኣብ ባይቶ መረጻ ጀርመን 2025 ክወዳደር ወሲኑ። ወደብ ቴድሮስ እዩ ዝበሃል። ናጽነት ንምምጻእ ካብ ዝወፈሩ ክልተ ተጋደልቲ...
ኣብዚ ቅንያት ዝካየድ ዘሎ መጋባእያ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ብጉዳይ ፍልስጤም ተዓብሊሉ ይርከብ። ኣብ ቀረባ መዓልታት፡ ብሪጣንያ፡ ፈረንሳ፡ ካናዳን ኣውስትራልያን ንሃገርነት ፍልስጤም ኣፍልጦ ድሕሪ ምሃበን ካልኦት ብዙሓት ሃገራት ክስዕባ ትጽቢት ይግበር። ዛጊት 150 ሃገራት ዓለም ንሃገረ ፍልስጤም ብወግዒ ኣፍል...
ኣብ ፈለማ 2000 'ላዕለዎት መራሕቲ ህግደፍ ዝነበሩ ኣባላት ባይቶ ምኒስተራት፡ ጀነራላትን ኣመሓደርቲን ዲፕሎማሰኛትን ስሩዕ ኣኼባታትን ጉባኤን እቲ ውድብ ክካየድ ብምጽውዖም ዝበዝሑ ካብኦም ክሳዕ ሎሚ ኣብ ማሕዩር ተሰዊሮም ሃለዋቶም ኣይፍለጥን። እቲ ምሉእ ስሙ 'ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን' ዝኾነ ውድብ እቲ...
Load more...