JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፖሊስ ዓዲ ኢንግሊዝ፡ ኣብ መላእ ምምሕዳር ዌስት ሚድላንድስ ድሕሪ ዘካየዶ ወፍሪ ኢሚግሬሽን ልዕሊ 20 ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። ብዘይሕጋዊ መገዲ ይሰርሑ ነይሮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣበጻጻሕቲ ንብረት [ደሊቨሪ]፡ ኣብ በርሚንግሃም፡ ኮቨንትሪን ሄረፎርድን ብዝርከቡ ፖሊስ ከም ዝተኣስሩ ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጕዳያት ገ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳም 19 ሓምለ ምስ ኤሪ-ቲቪ ዝተፈላለየ ጉዳያት ዝዳህሰሰ ቃለመሕትት ኣካይዱ። ኣብቲ ንኽልተ ሰዓት ዝቐጸለ መደብ፡ ኢሳይያስ ንዓለማዊ ፖለቲካዊ ኵነታት፣ ነቲ ኣብ ቀዳማይ እብረ ፕረዚደንት ትራምፕ ዝተፈተነ ምምሕያሽ ዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን፣ ኣብዚ ሓድሽ ምልሶት ትራምፕ ዝብገስ ዘሎ...
ምንጪ ስእሊ, Getty Images መግለጺ ስእሊ, ኣብ ገለ ገለ እዋን ተዓዘብቲ ንጽርግያ ከጻብብዎ ይርኣዩ'ዮም፡ እዚ ከኣ ንተቐዳደምቲ ናብ ሓደጋ የቃልዖም 19 ሓምለ 2025 ኣብ ዙር ፈረንሳ ንምዕዋት፡ ህሉው ብቕዓት፡ ሓይሊ፡ ወይ ድልድልቲ ጋንታ ምሓዝ ጥራይ በይኑ ኣኻሊ ኣይኰነን። ነቲ ዝተሰርዐ ልዕሊ 3,000 ኪ...
ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ ብደረጃ ምክትል ዋና ጸሓፊ ሓላፊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ዝነበረን ንዝተፈላለየ ግጭታት ዓለም ንምፍታሕ ኣብ ዝተኻየደ ዲፕሎማስያዊ ተበግሶታት ናይቲ ውድብ ዝመርሐን'ዩ።እቲ ገዲም ዲፕሎማሰኛ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ከምኡ'ውን ኣብ እዋን ዶባዊ ኲናት...
Load more...