JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ካብ ቀንዲ ኣዕኑድ ውዕል ፕሪቶርያ ሓደ ምፍታሕ ዕጠቂ ዀይኑ፡ እቶም ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ዝተሳተፉ ዕጡቓትን ሓይልታት ደገን ካብ ክልል ትግራይ እንትወፅኡ፡ 'ማዕረ ማዕረኡ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቂ ክፈትሑ ኣለዎም' ዝብል እዩ። ነዚ ስዒቡ፡ ኣብ ጐድኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተሰሊፎም ኣንፃር ሓይልታት ትግራይ ዝተዋግኡ ሓ...
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ናብ ኒውካስል ዩናትይድ ድሕሪ ምጽንባሩ፡ ኣብ ዓወት እታ ክለብ ወሳኒ ቦታ'ኳ እንተ ሓዘ፡ ኣብታ ከተማ እናሰሰነ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ኤርትራዊ ሕብረተሰብ ግን ጽልዋኡ ክንዮው ኩዕሶ ዝኸደ እዩ። ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ወዲ ዓዶም ኣብ ዓቢይ ዓለማዊ መድረኽ ኩዕሶ እግሪ ተዓዊቱ ክርእዩ እንከለ...
ፍሉጥ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ሃገራዊ ኣምባሳደር ኤጀንሲ ልምዓት ሕቡራት ሃገራት (UNDP) ክኸውን ተመዚዙ። እቲ ትካል ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ ኣብ ዙር ፈረንሳ ቀጠልያ ማልያ ክዕወት ዝበቕዐ እንኮ ኣፍሪቃዊ ስፖርተኛ "ሃገራዊ ኣምባሳደር ሰናይ ድሌት ክሊማዊ ተበግሶን ምሕያል መንእሰያት ኣ...
ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ ንኤርትራ ኣብ "ምክፋእን ምስይጣንን" ተጸሚዱ ከምዘሎ ኤርትራ ከሲሳ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ተቓውሞ፡ ሃገሩ "ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘየቋርጽ ጽልኢ ኣለዋ" ንዝብል ብወገን ሰልፊ ብልጽግና ዝወጽእ ዝበሎ ክሲ መሰረት ከምዘይብሉ ገሊጹ። "ኤርትራ ንገስጋስን ብልጽግናን ሃገራ...
Load more...