JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዘካይዶ ቃለመሕትት ይዅን ወግዓዊ መደረታት፡ ንዝሑል ኲናት መእተዊ ክገብር፣ ወይ ንህሉው ዓለማዊ ኰነ ዞባዊ ፖለቲካዊ ዳይናሚክስ ኣተኣሳሲሩ ክዛረብ ብቐጻሊ እዩ ዝስማዕ። እዚ ዝሑል ኲናት ግን እንታይ እዩ? ብዛዕባኡኸ ማዕረ ክንደይ ኢና ንፈልጥ? መብዛሕትና ኣብ እዋን ዝሑል...
ስርዓተ-ትምህርቲ ኤርትራ መሰረታዊ ለውጢ ከም ዘድልዮ ኣብ ዝግለጸሉ እዋን፡ ዶ/ር ሓሊማ መሓመድ ምኒስተር ኰይና ከም ዝተመዘዘት ተረጋጊጹ። እዚ ሽመት ዶ/ር ሓሊማ ብዘይወግዓዊ መንገዲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክስማዕ ድሕሪ ምቕናዩ፡ ብመንገዲ ኣወሃሃዲት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ብዝወጽአ ሓበሬታ እዩ ወግዓዊነቱ ዝ...
ኣብዚ ቀረባ እዋን ሓደ ወጻእተኛ ተመራማሪን ክኢላን ዓለምለኻዊ ዝምድናታትን ፖለቲካን ናብ ኤርትራ በጺሑ ነይሩ። ካብታ ሃገር ምስ ተመልሰ ዘውጽኦ ንትዕዝብትታቱ ዘጠቓለለ ትንተና ግን ንሰብመዚ ኤርትራ ኣቘጢዑ ኣሎ። ዶ/ር ዊልያም ጎርላይ ኣብ ሓደ ናጻ ማዕከን ዜና ዘስፈሮ ጽሑፍ ብቐንዱ ናብቲ ኣብ "ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣንጸ...
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ ናብቶም ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ብምቕባል ዘቕረቦ ክሲ ሓሶት ምዃኑ ገሊጹ። ብተወሳኺ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ክጅምሮ ዝደሊ ዘሎ ኲናት ንመመሳመሲ ዘቕርቦ ዘሎ ምዃኑ'ውን ሓቢሩ። እቲ ብ14 ጥሪ ዝወጸ መግለጺ ፈደራል ፖሊ...
Load more...