JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ወትሩ ንግሆ፡ እንዳ ሻሂ ክኸፍት ከለኹ፡ ጸሓይ ብራቕ ኮሎራዶ'የ ዝርኢ። ጐረባብተይ ሓቦን ተስፋን ሰኒቘም ውዕሎኦም ከመይ ከም ዝጅምሩ ይርእዮም። ሕጂ ግን፡ እታ እትበርቕ ጸሓይ'ውን ምርኣይ ኣጸጋሚ ኰይኑ፤ ናብራ ኣመና ከቢሩ፡ እቲ ቍጠባ ኣብ ሓያል ቅልውላው ወዲቝ ኣሎ . . . ጓል 29 ዓመት ትውልደ-ኢትዮጵያዊት ኣ...
ባንክ ኤርትራ፡ ኣብ ኢድ ውልቀ-ሰባትን ትካላትን ብዘይ ዓቐን ተታሒዙ ኣሎ ንዝበሎ ባጤራ ናቕፋ ብዝምልከት፡ ሰሉስ 30 ሰነ 2026 ጽኑዕ ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ኣውጺኡ። እቲ ባንክ፡ ዝዀነ ይዅን ካብ ባንክ ወጻኢ ኣብ ኢድ ህዝቢ ዝርከብ ገንዘብ፡ ክሳዕ መወዳእታ ሓምለ ናብ ሕሳብ ባንክ ክኣቱ ግዜ ሂቡ ኣሎ። ባንክ ኤርትራ...
ኣብ ምብራቕ ሊብያ ዝመደበሩ ካልኣይ መንግስቲ፡ ዜጋታት ሱዳን፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ናብታ ሃገር ከይኣትዉ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኡ፡ ክብል ማዕከን ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። ንሓደ መንግስታዊ ምንጪ ጠቒሱ ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፡ ሮይተርስ፡ እዚ ውሳነ "ኣተኣትዋ ወጻእተኛታት ናብ ሊብያ ንምኽላስ" ዝዓለመ ምዃ...
ንእሽቶ ጃልባ ብምዝዋር ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብመትረብ እንግሊዝ ሰጊርካ ብዝብል ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፡ ምስ ሕጊ ኢምግረይሽን ዝተኣሳሰሩ ንዝቕረብሉ ክልተ ገበናት ከም ዝነጸጎም ተገሊጹ። እዚ ኣብ ብራድፎርድ ዝነብር ዘሎ ወዲ 24 ዓመት እድሪስ ዓብዱ፡ ብሰኑይ 22 ሰነ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ከተማ ቀሪቡ ገበነኛ ከም...
Load more...