JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ ንመበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነታ (24 ግንቦት) ንምብዓል ኣብ ምድላው ትርከብ። መንግስቲ ኤርትራ፡ እታ ሃገር ንተኸታተልቲ ዓሰርተታት ዓመታት ንዝተጻዕነላ ተጻብኦ ናይ ግዳም ሓይልታትን እገዳታትን ብምምካት፡ ኣብ መትከል "ርእሰ-ምርኰሳ" ዝተመሰረተ ቍጠባውን ማሕበራውን ልምዓት ንምርግጋጽ ትሰርሕ ከም ዘላ እ...
ኢትዮጵያ፡ ግብጺ ምስ ኤርትራ ስምምዕ መጓዓዝያ ባሕሪ ድሕሪ ምኽታማ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ቀጥታዊ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ንዝግበር ዘሎ ጻዕርታት ሰላም ንምትዕንቓፍን ንምዝራግን ትንቀሳቐስ ኣላ ክትብል ከሲሳ። ወሃቢ-ቓል ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ብሓሙስ 21 ግንቦት 2026 ኣብ ዝሃቦ...
ድሕሪ 18 ዓመታት ናብ መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝኣተወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ትማሊ ኣብ ዝወደቐ ዕጫ መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2027፡ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ምስ ሃገራውያን ጋንታታት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ጊኒን ኬንያን በጺሕዋ። ካብ ነፍሲ ወከፍ ምድብ ቀዳመይትን ካልኣይትን ዝወጽኣ'የን ናብ ዋንጫ ኣፍሪቃ ክሓልፋ፤ እንተዀነ...
ሓደ ኤርትራዊ ጃልባ መሪሑ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንመትረብ ዓዲ እንግሊዝ ኣቋሪጹ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ብምእታዉ ተኸሲሱ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እዚ እድሪስ ዓብዱ ዝተበሃለ ኤርትራዊ ኣብዚ እዋን ኣብ ከተማ ብራድፎርድ ዝነብር ኰይኑ፡ ኣብ ግንቦት 2025'ዩ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣትዩ። እቲ ቀሪብሉ ዘሎ ክሲ ከኣ "ንሕጊ ኢሚግ...
Load more...