JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ዝሓለፈ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ኣብ መንጐ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክስታትን ነቐፌታታትን ዝሓዘለ እንካን ሃባን ክስማዕ ጸኒሑ'ሎ። ነቲ ብፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተሰምዐ መግለጺ፡ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ምላሽ ሂባትሉ ነይራ። ዓይሻ መሓመድ ብቐዳም 31 ግንቦት 2025 ምስ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ...
ፖላንድ ኣብ ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪቃን እስያን ብምትኳር ጐስጓስ ከም ዝጀመረት ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ናይታ ሃገር ኣብ ኤክስ ኣብ ዝዘርግሖ ጽሑፍ ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉ ዝደልዩ ሰባት፡ ንኣሰጋገርቲ ሰባትን ዶብ ቤላሩስ-ፖላንድን ኣሚኖም ክመጽኡ ከም ዘይብሎም ድማ ኣጠንቒቑ። ነዚ ተበግሶ ንመጀመርታ ግዜኡ...
ምኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓይሻ መሓመድ ብቐዳም 31 ግንቦት 2025 ምስ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበረቶ ቃለመሕትት፡ ቍመናን ሃለዋትን ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከም ዘሎ ብምግላጽ፡ "ሃገር ኢልካ ንኽትጽውዐን ዘጸግማ፡" ሃገራት ብዛዕባ ኢትዮጵያ ክንድ'ዚ ክዛረባ ምፍታነን ዝተለምደ ባህሪ ምዃኑ ን...
እዛ ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ኢጣልያዊት፡ ብዛዕባ ምስ ዘመን ጣልያን ዝተኣሳሰሩ ብርክት ዝበሉ ዛንታታት ዘበርከተት ህብብቲ ደራሲት'ያ። ኣባሓጎኣ ንኤርሚና ደል-ኦሮ ሓደ ካብ'ቶም ቀዳሞት ናብ ኤርትራ ዝፈለሱ ኢጣልያውያን'ዩ ነይሩ። ንሱ ካብ ሌኮ እትበሃል ኣብ ሎምባርዲያ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ - ካብ ሚላኖ ንሰ...
Load more...