JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ዓሰርተታት እስያውያንን ኣፍሪቃውያንን ስደተኛታት፡ ኣብ ከተማ ፓናማ ኣብ ዝርከብ ምዕሩግ ሆቴል ተዓጽዮም ብመስኮት ሓገዝ ካብ ዝልምኑ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ኣቝጺሩ ኣሎ። ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ተሰጒጎም፡ ንጹር መውጽኢ መገዲ ስኢኖም ተዓጽዮም ጸኒሖም። ፈህ ዋይ ኣለግርያ ዝተባህለ ሃይማኖታዊ ምንቅስቓስ ከም ዝገለጾ፡ እቶም...
ሰብመዚ ጀርመን ካብ ሰሉስ ኣትሒዞም ኣብ ከተማ ዋይልበርግ ሄሰ ዝጠፍአ ካብ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝተወልደ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት ቈልዓ ጳውሎስ ዳዊት ንምርካብ ንሰሙን መመላእታ ድልያ ከካይዱ ቀንዮም ኣለዉ። ወሃቢ-ቓል ፖሊስ፡ ዝከኣሎም ይገብሩ ከም ዘለዉ ብምግላጽ፡ ምሉእ ለይቲ ሓዊሶም ምድላይ ይቕጽሉ ከም ዘለዉ ሓቢሩ።...
ኣብዚ ቅንያት - ቅድሚ 84 - ኣብ ኤርትራ ሓደ ወሳኒ ውግእ ተኻዪዱ ነበረ፣ ካብ 3 ለካቲት ክሳዕ 27 መጋቢት 1941። እቲ ውግእ ኣካል ካልኣይ ኲናት ዓለም ኰይኑ፡ ኣብታ ካብ ኣስመራ ንሰሜናዊ ምዕራብ 91 ኪሎሜትር ርሒቓ እትርከብ፡ ብጎበታት ዝተኸበት ሒላብ-መሰል ቅርጺ ዘለዋ ከረን እዩ ተኻዪዱ። ኣብ መጻሕፍቲ ታ...
ኤርትራ ብሕልፊ ብደረጃ ኣፍሪቃ ሓንቲ ካብተን ብዙሓት ተቐዳደምቲ ብሽክለታ እትምልምል ሃገር እያ። እንተዀነ፡ ከምቲ ተኽእሎኣ እቲ ብዝሒ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ክስስን ኣይርአን። ብኻልእ መዳይ፡ ካብ ውድድራት ውሽጢ ሃገር ናብ ኣህጉራዊ ኰነ ዓለማዊ መድረኽ ዝሰጋገሩ ተጻወትቲ ብብዝሒ ክርኣዩ ኣይከኣሉን። እቲ ሕቶ ፍሉጥ...
Load more...