JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ብሓላፊ ቍጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ሓጎስ ገብረሂወት ዝምራሕ ጕጅለ ልኡኽ ኤርትራ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ እታ ሃገር ብምርኻብ ይዘራረብ ኣሎ። እቲ ሚኒስተር ንግዲን ኢንዱስትሪን ነስረዲን ሳላሕ ዝርከቦ ልኡኽ ምስ ግብጻውያን ምኒስተራት ወጻኢ፡ ወፍሪ፡ ንግዲን ኢንዱስትሪን፡ መጓዓዝያ፡ ኤለክት...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ፡ ካብ ሃገራዊት ጋንታኦም ኣብ ኢስዋቲኒ ተሪፎም ዝሃደሙ 7 ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ክሳብ ሕጂ ኣብታ ሃገር ከም ዘለዉን ዕቝባ ከም ዝሓተቱን ኣገልግሎት ዜና ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ንሰበስልጣን እታ ሃገር ጠቒሱ ሓቢሩ። ካብ ፖሊስ ንዝተረኽበ ሓበሬታ ምርኵስ ዝገበረ ጸብጻብ ኤ.ኤፍ.ፒ፡ ድ...
'ኣበሳ ኲናት' 48 ግጥምታት ኣማኑኤል ኣስራት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ። እዛ ኣብ ሽወደን ብዝመደበሩ ኣሕታሚ እምኵሉ ኣብ መወዳእታ 2025 ዝተዘርግሐት መጽሓፍ እኩብ ግጥምታት፡ ፈላሚት መጽሓፍ ናይቲ ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዙ ዛጊት ደሃይ ዘይብሉ ኤርትራዊ ገጣሚን ጋዜጠኛን ኣማኑኤል ኣስራት እያ። ኣብ መቕድም ናይታ...
ፍሉይ ወኪል ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ብምብጻሕ ምስ መራሕቲ እታ ሃገር ተዘራሪቡ። ሎሚ ናብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝኣተወ ሁ ቻንግቹን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተራኺቡ'ሎ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ከምዝበሎ፡ ተራ ቻይና ኣብ ዓለምለኻዊን ዞባዊን ጉዳያት ክዓቢ ከምዘለዎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነቲ ቻይናዊ...
Load more...