JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ መሰል ዋንነትን ተጠቃምነትን ኣፍደገ ባሕሪ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት፡ ስግኣት ፈጢሩ ይርከብ። ብላዕለዎት መራሕቲን መንግስታዊ ይዅን ንሰልፊ ብልጽግና ጸግዒ ዝሓዛ ማዕከናት ዜናን ዝወሃብ ዘሎ መግለጺታት ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሓያል ቍጥዐ ፈጢሩ እዩ።,ብወገን ኤርትራ...
ኣብ ዞባ ጋሽባርካ መስመር ባረንቱ-ኣንቶረ ብዓርቢ 24 ጥቅምቲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ምግምጣል ዓባይ መኪና ጽዕነት፡ 8 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ካልኦት 13 ከምዝተጐድኡን ኣብ ንብረት ድማ ከቢድ ዕንወት ከምዝወረደን ጸብጻባት ይሕብሩ። እታ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ካብ ባረንቱ ተበጊሳ ናብ ኣንቶረ ትጓዓዝ ዝነበረት ዓባ...
ኬንያ ነቲ ካብ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያንን ዝቐረበ ሕቶታት ዕቝባ ጉዳይ ብጉዳይ ክትምርምሮ ምዃና ብምሕባር፡ ነቲ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኣብ ልዕሊ ካብዘን ሃገራት ዝመጹ ኣመልከትቲ ዝተነብረ እገዳታት ኣነጺራ። ብመሰረት ዘ ኢስት ኣፍሪቃ ዝተባህለ ማዕከን ሓበሬታ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፡ ኬንያ ካብ ሓምለ ጀሚራ'ያ ካብ ኤርትራን ኢ...
ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ባሕረኛታት ስሪላንካ ከምዝተፈትሑ ተገሊጹ። ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፡ ምኒስትሪ ስርሓት ወጻእን ቱሪዝምን ከምኡ ከኣ ኤምባሲ ስሪላንካ ኣብ ግብጺ ምስ ሰብ መዚ ኤርትራ ድሕሪ ዝገበርዎ ዘተን ምርድዳእን እቶም ሽዱሽተ ባሕረኛታት ስሪላንካ ከምዝተፈትሑ ክፍለጥ ተኻኢ...
Load more...