JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ ቅድመ መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2027 ንምክያድ ኣንጻር ኢስዋቲኒ ንዝተሰርዓላ ጸወታ ንምክያድ ድሕሪ ናይ ኣስታት ሽዱሽተ ዓመታት ብኵራት ስሩዕ ኣህጉራዊ ውድድር ንምክያድ ናብ ሞሮኮ ኣምሪሓ ኣላ። እዛ ሃገራዊት ጋንታ ብሓድሽ ግብጻዊ ኣሰልጣኒ ኮሃ ሓሺም ያኪን ተመሪሓ ናብ ሞሮኮ ከም ዝኣተወን ኣባል ህዝባዊ ርከባ...
ንትሸተዓ ኣዋርሕ፡ ኣካላዊ ስንክልና ምስ ዘለዎ ውላዶም ኣብ ሓንቲ ጸባብ ክፍሊ ክነብሩ ዝጸንሑ ስድራቤት፡ ዝያዳ ምቹእ መንበሪ ንምርካብ ተስፋ ከም ዝቘረጹ ይረዛቡ።ሚልዮን ቦጋለ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዘጋጥሞ ግፍዒ ሃዲሙ ናብ ብሪጣንያ ድሕሪ ምምጽኡ፡ ብ2024 ዕቝባ ረኺቡ። ኣብ ሰነ ድማ ናብ ስድራቤቱ ተጸምቢሩ። ኣብ በ...
ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኤርትራ እተካይዶ ዘላ "ተጻባኢ ኣጀንዳ" ናይ ወጻኢ ድፍኢት ኣለዎ ክትብል ኣስመራ ከሲሳ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መግለጺ፡ "ናይ ኢትዮጵያ ስርዓት ሰልፊ ብልጽግና ኣንጻር ሃገረ ኤርትራን እቲ ዞባ ብዓቢኡን ሓደገኛን ግጭት ዝቕስቅስን ኣጀንዳ ይኽተል ኣሎ" ክብል ከሲሱ።...
ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት፡ ብሓይሊ ናብ ፈረንሳ ምምላስ ንሓደጋ ከቃልዖ ይኽእል እዩ ዝብል ስክፍታታት ድሕሪ ምልዓሉ፡ ናብ ፈረንሳ ከይምለስ ኣጊዱ። ብመሰረት ፈረንሳን ብሪጣንያ ኣብ ጥቅምቲ 2025 ዝተሰማምዓኦ፡ "ሓደ ክኣቱ፡ ሓደ ይወጽእ፡" ዝብል ውጥን፡ ሓደ...
Load more...