JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሰለስተ ሱዳናውያን ኣሓት ብሓንቲ ልዕሊ ዓቐን ዝፀዓነት ንእሽተይ ጃልባ ስደተኛታት፡ ብማእከላይ [መዲትራንያን] ባሕሪ ናብ ኢጣልያ ኣብ ዝሰግራሉ ዝነበራ እዋን ሞይተን ከም ዝተረኸባ ትካል ገባሪ ሰናይ ጀርመን ብሰንበት ኣፍሊጡ። እተን ካብታ ብኲናት ዝተሃሰየት ሱዳን ዝተበገሳ ሰለስተ ኣሓት ዕድመአን 9፣ 11 ን 17 እ...
ተጣበቕቲ ምግሃስ ሃይማኖታዊ ናጽነት ብዓርቢ 22 ነሓሰ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኤርትራ ዋሽንግተን ዲሲ ተረኺቦም ድሕሪ ዘካየዱዎ ሰለማዊ ሰልፊ፡ እቶም ንልዕሊ 20 ዓመታት ብዘይ ክሲ ተመቚሖም ዝርከቡ ሸውዓተ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ክፍትሑ ዝጽውዕ ጥርዓን ነቲ ኤምባሲ ክህቡዎ ኣብ ዝፈተንሉ ምቕባል ከም ዝኣበዩዎም ተገ...
ሰልፊ ጽገና ዓባይ ብሪጣንያ ብንኣሽቱ ጀላቡ ተሳፊሮም ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ንዝኣትዉ ሓተቲ ዕቝባ ብጅምላ ክጥረዙ ከም ዝገብር ቃል ኣትዩ። መራሒ እቲ ሰልፊ - ኒጀል ፋራጅ ንዘ-ታይምስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሰፊሕ ቅልውላው ከም ዘሎን እዚ ድማ ንሃገራዊ ድሕነት ኣብ ሓደጋ ዘእቱን ህዝባዊ ዕግርግር ከ...
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ጕጅለታት ተጣበቕቲ መሰላት ክርስትና ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፍታትን ጸሎትን ክካየድ ን22 ነሓሰ ይጽውዓ ኣለዋ። እቶም ኣቕሽሽትን ፓስተራትን ኣባላት ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶን ወንጌላውያንን ኰይኖም፡ ንልዕሊ...
Load more...