JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብቲ ብበረድ ዝተሸፈነን ብኣኽራናት ዝተኸበበን ሰሜናዊ ምዕራብ ኢራን፡ ወቕቲ ጽድያ ንኣእዋም ኣልሞንድ ብጻዕዳ ዕምባባታት የግይጾም ኣሎ። እቲ ግዝያዊ ምቍራጽ ተዅሲ ድማ ኣብ ጽርግያታት ዝያዳ ምንቅስቓስ ተሽከርከርት ክረኣያን ሓያሎ ኢራናውያን ናብ ዓዶም ክምለሱን ዕድል ፈጢሩ ይርከብ። ሓደ ኣብ ባንክ ዝሰርሕ ሰያብ ሰ...
ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ብሓላፊ ቍጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ሓጎስ ገብረሂወት ዝምራሕ ጕጅለ ልኡኽ ኤርትራ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ እታ ሃገር ብምርኻብ ይዘራረብ ኣሎ። እቲ ሚኒስተር ንግዲን ኢንዱስትሪን ነስረዲን ሳላሕ ዝርከቦ ልኡኽ ምስ ግብጻውያን ምኒስተራት ወጻኢ፡ ወፍሪ፡ ንግዲን ኢንዱስትሪን፡ መጓዓዝያ፡ ኤለክት...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ፡ ካብ ሃገራዊት ጋንታኦም ኣብ ኢስዋቲኒ ተሪፎም ዝሃደሙ 7 ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ክሳብ ሕጂ ኣብታ ሃገር ከም ዘለዉን ዕቝባ ከም ዝሓተቱን ኣገልግሎት ዜና ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ንሰበስልጣን እታ ሃገር ጠቒሱ ሓቢሩ። ካብ ፖሊስ ንዝተረኽበ ሓበሬታ ምርኵስ ዝገበረ ጸብጻብ ኤ.ኤፍ.ፒ፡ ድ...
'ኣበሳ ኲናት' 48 ግጥምታት ኣማኑኤል ኣስራት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ። እዛ ኣብ ሽወደን ብዝመደበሩ ኣሕታሚ እምኵሉ ኣብ መወዳእታ 2025 ዝተዘርግሐት መጽሓፍ እኩብ ግጥምታት፡ ፈላሚት መጽሓፍ ናይቲ ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዙ ዛጊት ደሃይ ዘይብሉ ኤርትራዊ ገጣሚን ጋዜጠኛን ኣማኑኤል ኣስራት እያ። ኣብ መቕድም ናይታ...
Load more...