JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ፖለቲካዊ ታሪኽ ኤርትራ ወርሒ መስከረም ብዙሕ ምዕራፋት ዝሓዘት እያ። ኣብ ድሕረ ዶባዊ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ (1998-2000) ኣብ ዝመጽአት መስከረም ናይ 2001 ድማ እታ ዝመረረት ምዃና ክትዝከር ቀንያ ኣላ። ኣብ 2026 ኴንና ንድሕሪት ምልስ ኢልና ምስ እንርኢ፡ ካብታ ብዙሓት ኤርትራውያን "ጸላም ዕለት" እና...
ተዓወትቲ ስልማት ኖበልን ቡከርን ዝርከብዎም ካብ መላእ ዓለም ዝተዋጽኡ 188 ውሩያት ጸሓፍቲ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዝእሰሩ መበል 25 ዓመቶም ንዘቝጸሩ 12 ጋዜጠኛታትን ደረስትን "ብህይወት ምህላዎም ዘረጋግጽ መርትዖ" ክወሃብ ዝሓትት ክፉት ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ልኢኾም። እዚ ብማሕበር ጸሓፍቲ ዓለም...
ሃና ጴጥሮስ ሰሎሞን፡ ቅድሚ 25 ዓመት ኣቦኣ ኣብ ኤርትራ ተኣሲሩ ብዘይ ፍርዲ ምስ ተዳጐነ፡ ንሳን ኣሕዋታን ዘኽታማት ዝዀንሉ ህሞት እናዘከረት ንብዓታ ክትዓግት ኣይከኣለትን። ቀጺላ ኣደኦም እውን ተኣሲራ፣ ካብ ሽዑ ጀሚሩ ድማ ብዛዕባ ክልተኦም ይዅን ሓደ ካብ ክልተኦም ዝተሰምዐ ደሃይ የሎን። ጓል ዓሰርተ ዓመት ከላ...
ፍሉጥ ኤርትራዊ ጸሓፋይን ተመራማሪ ታሪኽ ህይወትን ዝዀነ እምነቱ ተስፋይ፡ ኣብ ምጽሓፍ ታሪኽ ህይወት (ባዮግራፊ)ን ስነ-ጽሑፋዊ ምርምርን ብምውፋር፡ ታሪኻዊ ዝኽሪ ኤርትራ ብምስናድን ብምዕቃብን ንዘበርከቶ ሰፊሕ ኣስተዋጽኦ ብምግንዛብ፡ ተዓዋቲ ሽልማት ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ፐን (PEN) ኤርትራ 2026 ኰይኑ ድከም...
Load more...