JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ዘለናዮ ዘበን፡ መጓዓዝያ ኣየር ብሰንኪ ቍጠባዊ ውድድር ካብቲ ቅድሚ ዓሰርተታት ዓመታት ዝነበሮ ክብሪ ዋጋን ሕልኽላኽን ተናጊፉ፡ ቀንዲ መለለዪ ዓለምለኻዊ ምትእስሳር ኰይኑ ኣሎ። ይዅን እምበር፡ እታ 35 ዓመት ናጽነታ ንምጽንባል ሒደት ኣዋርሕ ተሪፉዋ ዘሎ ኤርትራ ግን፡ ካብዚ ዓለምለኻዊ ናይ ዕብየት ምዕባለ ተነ...
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ዳግም ናብ ኲናት ሓድሕድ ከይእቶ ስግኣት ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ክልል ትግራይ ክወጽኡ ይድርኾም ኣሎ። እቲ ዝቐደመ ኣብቲ ክልል ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት ደው ካብ ዝብል ልዕሊ ሰለስተ ዓመት ጥራይ'ዩ ኣቝጺሩ ዝርከብ። "እቶም ዓቕሚ ዘለዎም ይዅኑ እቶም ኣውቶቡሳት ክጥቀሙ ዘይክእሉ...
ኢትዮጵያ፡ ኤርትራን ዞባዊ ጉዳያትን ኢትዮጵያ ጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ኣልዓለት ምስ ኤርትራ ዝነበረን ርክብ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናሻሕከረ'ዩ ዝመጽእ ዘሎ። ምስቲ ገና መዕለቢ ዘይተረኸቦ ኵናት ሓድሕድ ሱዳን ተተሓሒዙ ስም ኢትዮጵያን ሃገራት ወሽመጥ ዓረብን ብተደጋጋሚ ክልዓል ይስማዕ። እቶም ኣብ ኵናት ሓድሕድ...
ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብ22 ለካቲት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ሃገሩ ንወተሃደራዊ ዓቕማ "ካብ ልምምድ ምድሪ ናብ ልምምድ ባሕሪ፡" ከም ዘሰጋገረቶን ካብ ሶማልያ ክሳብ ወደብ ምጽዋዕ [ኤርትራ] ንዝዝርጋሕ ዞባዊ ገማግም ባሕሪ ክትሕሉን ምዃና ገሊጹ። ኣቢይ፡ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ንመበል 65 ዓመት...
Load more...