መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ናዕቢ ዝተኣስሩ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከፊሉ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ናዕቢ ዝተኣስሩ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከፊሉ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብቲ ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ደገፍቱን ብስም ምንቅስቓስ ‘ብርጌድ ንሓመዱ‘ ዝተጠርነፉ ደለይቲ ለውጢን፣ ብተደጋጋሚ ዝተወልዐ ናዕቢን ጎነጽን ንዝተኣስሩ ሓያሎ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ፣ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈለ፣ ዋይ ኔት ዝተባህለ መርበብ ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ መርበብ፣ ቅብሊት ናይቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብመንገዲ ኤምባሲኡ ንዋሕስ ዝኸፈሎ 84 ሽሕ ሽክል እስራኤል (ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር) ብኣከል ብምዕዛብ ከምዘረጋገጾ‘ዩ ጠቒሱ። መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብቲ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ዝተቐትልሉን ልዕሊ 130 ድማ ዝቖሰሉሉን፣ ካብ መጀመርያ ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት ዝተራእየ ግጭት ክልትኦም ወገን ኤርትራውያን ሓያሎ ሰባት ኣሲሩ‘ዩ። ንገሊኦም በብእዋኑ ክፈትሖም እንከሎ፣ ነቶም ከቢድ ጉድኣት ዘውረዱ ግና ክሳብ እዚ እዋን‘ዚ...

Latest releases

Load more...