JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ጀርመን ዝተፈጸመ ክልተ ቅትለታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንብዙሓት ዘሰንበደ ዘሕዝን ፍጻመ ኰይኑ ይርከብ። እታ ሓንቲ ኣብ መወዳእታ ናይቲ ዝሓለፈ ዓመት ዝተቐትለት ኣደ ክትከውን እንከላ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ድማ ወዲ 14 ኮተቴ ህይወቱ ሓሊፉ'ሎ። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ክልተ ዝተፈላለየ ናይ ዝኽ...
ኣብ ጥሪ 2026 ናብ ኣንበብቲ ዝተዘርግሐት "ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር" እትብል መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን፡ ኣብ ኤርትራ ንዝመጽእ ለውጢ ኣብ ደሞክራሲያዊ ስግግር ከም መወከሲት ሰነድ ክትውሰድ እትኽእል ስራሕ'ያ። ሰመረ ሰሎሞን ኣብ 2024'ውን "ረዚን ዋጋ ዝተኸፍሎ ናጽነትን ዝተጠልመ መብጽዓን" እትብል...
ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕረዚደንት ጁቡቲ ዑመር ገለ ከምኡ'ውን ንፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ከም ዝተቐበሎም መንግስታውያን ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን። እዚ ርክብ ናይ ሰለስተኦም መራሕቲ፡ "ንዞባዊ ምትሕብባር፡ ሓባራዊ ስኒትን ተወፋ...
ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእሰይ ሞይቱ ከም ዝተረኽበ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ሬሳ ናይቲ ወዲ 14 ዓመት ኣብ ከባቢ ከተማ ዶርማኸን ብሓለፍቲ መንገዲ ከም ዝተረኽበ ዳብሊው-ዲ-ኣር ዝተባህለ ፍሉጥ ማዕከን ዜና የመልክት። "ፖሊስ ከም ዝሓበሮ እቲ ወዲ 14 ዓመት ካብ ኤርትራ ዝመጸ እዩ:"...
Load more...