JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ንትሸተዓ ኣዋርሕ፡ ኣካላዊ ስንክልና ምስ ዘለዎ ውላዶም ኣብ ሓንቲ ጸባብ ክፍሊ ክነብሩ ዝጸንሑ ስድራቤት፡ ዝያዳ ምቹእ መንበሪ ንምርካብ ተስፋ ከም ዝቘረጹ ይረዛቡ።ሚልዮን ቦጋለ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዘጋጥሞ ግፍዒ ሃዲሙ ናብ ብሪጣንያ ድሕሪ ምምጽኡ፡ ብ2024 ዕቝባ ረኺቡ። ኣብ ሰነ ድማ ናብ ስድራቤቱ ተጸምቢሩ። ኣብ በ...
ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኤርትራ እተካይዶ ዘላ "ተጻባኢ ኣጀንዳ" ናይ ወጻኢ ድፍኢት ኣለዎ ክትብል ኣስመራ ከሲሳ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መግለጺ፡ "ናይ ኢትዮጵያ ስርዓት ሰልፊ ብልጽግና ኣንጻር ሃገረ ኤርትራን እቲ ዞባ ብዓቢኡን ሓደገኛን ግጭት ዝቕስቅስን ኣጀንዳ ይኽተል ኣሎ" ክብል ከሲሱ።...
ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት፡ ብሓይሊ ናብ ፈረንሳ ምምላስ ንሓደጋ ከቃልዖ ይኽእል እዩ ዝብል ስክፍታታት ድሕሪ ምልዓሉ፡ ናብ ፈረንሳ ከይምለስ ኣጊዱ። ብመሰረት ፈረንሳን ብሪጣንያ ኣብ ጥቅምቲ 2025 ዝተሰማምዓኦ፡ "ሓደ ክኣቱ፡ ሓደ ይወጽእ፡" ዝብል ውጥን፡ ሓደ...
ምስ መራሕቲ ሶማልያን ጂቡቲን ዝተራኸበ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣትዩ'ሎ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ወሽመጥ ዓረብ ብሰንኪ እቲ ኣመሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ዘካይድኦ ዘለዋ ኲናት ኣብ ከቢድ ቅልውላው ኣትዩ ኣብ ዘሎ እዋን'ዩ ናብቲ ዞባ ገይሹ ዘሎ። ኢማራት ዓረብ'ውን ሓንቲ ካብተን ግዳይ...
Load more...