JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣቦመንበር ህወሓት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብዛዕባ ህዝባዊ ርክባት ኤርትራን ትግራይን ኣመልኪቱ ተዛሪቡ። ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል፡ ኣብቲ ውሑዳት መንግስታዊ ጋዜጠኛታት ጥራይ ዝተዓደምሉን ሕቶን መልስን ዘይነበሮን መግለጺ፡ ኣብ ውሱናት ጉዳያት እዩ መብርሂ ሂቡ። "ንሕና ምስ ኵሎም ጐረባብትና ሰላም ኢና ን...
ኣብ መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ሓምለ ብየመናውያን ዕጡቓት ሑቲ ዝተሃረመት ንግዳዊት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒላ ምንባራ ይዝከር። እታ ኢተርኒቲ ሲ ዝተብሃለት ባንዴራ ላይበርያ ዝሰቐለትን ብግሪኻዊ ትካል እትመሓደርን መርከብ ጽዕነት ናብ ከርሲ ባሕሪ እያ ተሸሚማ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት'ውን ሓንቲ ከሚካል ዝጸዓነት መርከብ...
ብምኽንያት መውጋ እተይ ንማእከላይ ሆስ ፒታል ተሓኤ ምስ በጻሕኩ  ዶክተር መሓመድ ነቲ ካብ ሆስ ፒታ ል ነጻ ከተማ መንደፈ ራ ዝተላእከ ጸብጻብ ኣንቢቡ ሹመይ ምስ ረኣየ “ኣንታ ወዲ ዓርከ ይ ከይትኸውን ዓብደል ሓፊ ዝ ዝበሃል ዓርኪ ነይሩኒ ?! . . . ዶክተር መሓመድ ቅድሚ ` ቲ ዝገ ብረልካ ሕክምና ምስቲ ውጉ...
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ነቲ በጻሕቲ ልዕሊ ዝተወሰነሎም ግዜ ኣብታ ሃገር ዝጸንሕሉ ኵነታት ንምቅላስ ኣብ ዝገብሮ ጻዕሪ፡ ሓድሽ ፈተነኣዊ መደብ መስርሕ ቪዛ ከተኣታቱ ምዃኑ ተፈሊጡ። እዚ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዝጅምር ፈተነኣዊ መደብ፡ ንዝተወሰኑ ቪዛታት በጻሕትን ንግድን ክሳብ 15,000 ዶላር ቦንድ ክሓትት ከም ዝኽእል ሰኑይ...
Load more...