JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ፡ እገዳ ኣጽዋር ካብ ዝለዓል ንደሓር፡ ወተሃደራዊ ሓይላ ክትሃንጽን ነቲ ዞባ ብፍላይ ድማ ንኢትዮጵያ ከትዘርግን ዘይምርግጋእ ክትፈጥርን ምጽንሓ፡ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ዘይመንግስታዊ ትካል ዘውጽኦ ጸብጻብ የመልክት። ከምኡ'ውን እቲ ጸብጻብ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝፈጸሞም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብዝርዝር...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ "መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ" ይፍጸም ከምዘሎ ካብ ቀይዲ ዝተፈትሑን ስድራ እሱራትን ገሊጾም። ሰባት "ናብ ቤት ፍርዲ ከይቀረቡ ንመዓልታት ይእሰሩ" ከምዘለዉ እውን ሓቢሮም። ቀዳምነት ንሰብኣዊ መሰላት ብዝብል ዝጽዋዕ ጉጅለ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ብወገኑ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ "ብውሑዱ ኣብ ሽዱሽተ...
ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ብዙሓት ጐረባብቲ ሃገራት ብሓደ ወገን ይዅን በቲ ኻልእ ኢደን የእትዋ ከምዝለዋ ዝፍለጥ ኰይኑ፡ ሓደ መሓመድ ኣ'ጃኩሚ ዝተባህለ መራሒ ሓይልታት ሰሜን ሱዳን ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሃገሩ ወተሃደራት ኣብ ምስልጣን ክትሕግዞም ቃል ከምዝኣተወትሎም ተዛሪቡ። ንሱ ንሓ...
ከም መእተዊ፡ 'ደግያት ባህታ ሓጎስ ብታሕሳስ 1894 ንሓይሊ ጣልያን ብጅግንነት ብምድፋር ናዕቢ ዝፈጠሩ ኤርትራዊ ተቓዋሚ ነበሩ' ኢልና ምስ ኣንባቢ ከነፋልጦም ንኽእል። ታሪኽ ባህታ ሓጎስ ካበይ እንተ ጀመርናዮ ይሓይሽ? ኢጣልያውያን ንባጽዕ ድሕሪ ምሓዞም፡ ንመላእ ኤርትራ ግዝኣቶም ንኽገብሩ ተበገሱ። እዚ ምስቲ ናይ...
Load more...