ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ንጠለብ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ ዝሃቡዎ ግብረመልሲ

ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ንጠለብ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ ዝሃቡዎ ግብረመልሲ

ሓይሊ ዕማም ቀይሕ ባሕሪ ዝተሰምየ ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብዛዕባ ምርካብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ዘቕረበቶ ጠለብ፡ "ብታሪኽ ዘይቅኑዕን ብሕጊ ዘይምኽነን፡" ብምባል ብትሪ ነጺጉዎ። እዚ ዝወጽአ ሓድሽ መጽናዕታዊ ሓተታ፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብ13 ጥቅምቲ 2023 ኣብ ቅድሚ ባይቶ ሃገሩ ቀሪቡ፡ ቀይሕ ባሕሪ "ተፈጥሮኣዊ ዶብ ኢትዮጵያ" ምዃኑን 'ዋንነት' ባሕሪ "ጉዳይ ህላወ" ምዃኑን ድሕሪ ምግላጹ ምዃኑ...

Latest releases

Load more...