ኣፕቴክ ኣፍሪቃ፡ ንልዕሊ 5 ሚልዮን ሰባት ቀረብ ሓይሊ ኤለክትሪክ ዝህብ ትካል ኤርትራውያን
መሃንድስ ግርማይ ዘርኣይ፡ 'ረፕዩተይሽን ፖል ኢንተርናሽናል( RPI) ብዝተባህለ፡ ብደረጃ ዓለም ዝና ንዘጥረዩ ዋና ኣካየድቲ ባንክታት፣ ከምኡ'ውን፡ ንኢንዱስትሪታቶም ናብ ክብ ዝበለ ጽፍሒ ዘዕበዩ፡ ጽልዋ ዘሕደሩን ጸለውትን ሰባት ደረጃን ኣፍልጦን ብዝህብ ትካል፡ ኣብ መንጎ '100 ጸለውቲ ኣፍሪቃውያን 2025' ተረቚሑ። ግርማይ፡ መስራትን ዋና ኣካያድን ናይቲ ኣብ መዳይ ተተካኢ ጸዓት፡ ብሕልፊ እኳ ደኣ ኣብ ጸሓያዊ ጸዓትን ምጭንጓዕ ማይን...
Latest releases
ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምስጓግ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን እንታይ እዩ?
ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስዊዘርላንድ፡ ሕቶኦም ንዝተነጽገ ኤርትራውያን ሓተቲ ዕቝባ ብሳልሰይቲ ሃገር ኣቢልካ ናብ ኣፍሪቃ ንምምላስ ዝዓለመ ውጥን ኣጽዲቑ።
ኤርትራ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝተኻየደ ማእሰርቲ ወንጌላውያን ኣመንቲ
ኣብ ኤርትራ ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ወንጌላውያን ኣመንቲ ብኣባላት ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተሓለቕቲ ሓቢሮም።
ስግኣትን ተስፋን ማሕበረሰባት ዶባት ኢትዮጵያን ኤርትራን
ዋሽንግተን —ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዋስን ወረዳታት ክልል ትግራይ ዝርከቡ ነበርቲ ኣብ ስግኣት ከምዝርከቡ ነበርትን ኣመሓደርቲ ወረዳታትን ንድምጺ ኣመሪካ ገሊፆም።
ኤርትራውያን ስደተኛታት ንውሳነ ባይቶ ኖርወይ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም
ኣብ ሃገሮም ሰልፊ ምግባር ይኹን ሕቶ ከቕርቡ መሰል ዘይብሎም ደገፍቲ ምልኪ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐማጦ ኖርወይ ኣንጻር ውሳነ ባይቶ ሰልፊ ኣካይዶም::
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
Load more...