JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዝኾነ ማያዊ ክፍሊ ዓለም ዝያዳ ኣገዳስነት ዘለዎ ስለዝኾነ ጸጥታዊ ውሕስነቱ ክረጋገጽ ከምዘለዎ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ገሊጹ። ምስ ኤሪ-ቲቪ ኣብ ዘካየዶ ንዝተፈላለየ ጉዳያት ዝተንከፈ ቃለመሕትት፡ ስትራተጂያዊ ንግዳዊ መስመር'ኳ እንተኾነ ቅድም ቀዳድም ሃገራት እቲ ዞባ ገማግም ባሕረን...
ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ በድር ዓብደልዓጢ ኒውስ24 ኣብ ዝተባህለት መርበብ ሓበሬታ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ "ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ተፋሰስ ናይልን ዘለዋ ስትራተጅያዊ ረብሓታት ንምሕላውን ዞባዊ ስግኣታት ንምምካትን ዲፕሎማስያውን ወተሃደራዊ ጽምዶኣ ተስፋሕ፡" ከም ዘላ ገሊጹ። ኣብዚ "ኣብ ዘይርጉእ...
ህዝባዊት ውድብ ተሐኤ ( ብውዲት ግምባርን ወያነን) ምስ ተበታተነት፣ሐቂ እዩ ተቃለስቲ ተ፣ሐ፣ኤ፣ኣብ ባይታን ኣብ ድያስፖራን፣ክሳብ ነጻነት ክንቃለስ ጸኒሕና፣ድሕሪ ሕጂ ናይ ውድባት ሐሸውየ የለን ምባሉ ድማ ጸረ ኢሰያስን ጉጅሉኡን ክንቃለስ ኣለና፣ጽምዶ ምስ ቶም ፈተውትና ተመሲሎም፣ቆላን ከበሳን እንዳበሉ ክፈላልዩና ለ...
ምንጪ ስእሊ, Getty Images መግለጺ ስእሊ, ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ በድር ዓብደልዓጢ 3 ሕዳር 2025, 10:30 EAT ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ በድር ዓብደልዓጢ ምስ መንግስታዊ መራኸቢ ብዙሓን ስዑዲ ዓረብ `ኣል ዓረብያ` ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት፡ ምምሕዳር ቀይሕ ባሕሪ ናይተን ኣብቲ ገማግም ዝርከባ...
Load more...