JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ገምገም ባሕሪ የመን ዝተፈጸመ እዚ መጥቃዕቲ፡ ካብ ምያዝያ ጀሚሩ ኣብቲ ዞባ ሻድሻይ ናይ መራኽብ ጭወያ ኰይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ። ሶማላውያን ሸፋቱ ባሕሪ ወይ ቀርሰንቲ ኣብ ጥቓ ገምገም ባሕሪ የመን ሓንቲ ፍርያት ነዳዲ እትጽዕን መርከብ ከም ዝጨወዩ ትካል ንግዳዊ ስርሒታት ባሕሪ ዓባይ ብሪጣንያን ሮይተርስን ጸብጺቦም።...
ዳን ኮነል ህርኩት ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ፡ ደራሲ፡ ተመራማሪ ጥራይ ዘይኰነስ ብመሰላት ደቂ-ሰባት ዝግደስ መምህርን ጸላውን ተቓላሳይ'ዩ። ንሱ ሓደ ካብቶም ኣገደስቲ ጸሓፍቲ ታሪኽ ዘመናዊት ኤርትራ ኰይኑ ኣብ ዓለም ብዛዕባ ኤርትራ ፍጹም ተገዳስነት ኣብ ዘይነበረሉ እዋን ብመትከል ንገድሊ ኤርትራ ደጊፉ ዓገብ ዝበለ ጸሓፊ'ዩ።...
ክፍሊ ኢመግረሽን ኖርወይ (UDI)፡ ንሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝነበሮም ናይ ኖርወይ ዜግነት ብምሕዳግ ካብታ ሃገር ክስጐጉ ከም ዝወሰነ ንቢቢሲ ብጽሑፍ ኣረጋጊጹ። እዚ ስጕምቲ እዚ ዝውሰድ ዘሎ፡ እዞም ሰባት ኣብ ግዜ ሕቶ ዕቝባኦም ዝሃብዎ ቃልን ድሒሮም ዘርኣይዎ ተግባርን ተገራጭዩ ብምርካቡ ምዃኑ ተገሊጹ። እዞም ኤርትራው...
ብምኽንያ መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ምምስራት ቤት ትምህርት ሰውራ ኣጋጣሚ፥ ቀንዲ ዕላማ ናይ ዛ ሓጻር ጽሕፍቲ ትቅርብ ዘላ፥ ነቶም ተማሃሮ ነባር መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ምምስራት ቤት ትምህርት ሰውራ ዘጸንብሉ ዘለወ ፡ ነቲ ብህዝባዊ ግንባር ኣብ ግዜ ቃልሲ ኮነ ድሕሪ ናጽነት ዝትረኽ ብዛዕባ ታሪኻዊ ኣመሳርታ ቤት ትምህር...
Load more...