JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሓንቲ ኣደኣ ብብርቱዕ መንሽሮ ደም ዝተጠቕዐት ኤርትራዊ መበቈል ዘለዋ መንእሰይ፡ ካብ ውሑዳት ዓሌት ዝመጽኡ ሰባት ኣብ መዝገብ ወሃብቲ መሰረታዊ-ዋህዮ (stem cell) ክምዝገቡ ተማሕጺና። ኣብ ዓዲ እንግሊዝ እትቕመጥ ጓል 24 ዓመት ኒድሃል ሓምዳን ኣደኣ ዘይነብ ብኸቢድ ሕማም መንሽሮ ደም ምስ ተጠቕዐት ተመኵሮ ናይ...
ብትካል ሰብኣዊ መሰላት ዝተዳለወ ዋዕላ 'ኦስሎ ፍሪደም ፎረም 2026' ካብ 1 ክሳዕ 3 ሰነ ኣብ ኖርወይ ይካየድ ኣሎ። እዚ "ምፍራስ ውልቀ-ምልኪ" ብዝብል ንመበል 18 ግዜኡ ዝካየድ ዘሎ መደብ፡ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ጋዜጠኛታት፡ ስነጥበበኛታት፡ ክኢላታት ቴክኖሎጅን ሃንደስቲ ፖሊሲታትን ወዘተ ዝእከብሉ ዓለምለኻ...
ኢጣልያዊት ኤርትራዊት ተዋሳኢት፡ ሞዴል፡ ደራፊትን ኣፍራዪት ፊልምን ዘውዲ ኣርኣያ፡ ኣብ መበል 75 ዓመታ ብሰንበት 24 ግንቦት ከም ዝዓረፈት ውላዳ ሚካኤላንጀሎ ሓቢሩ። ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ድማ ስድራኣ ጥራሕ ኣብ ዝተረኽብሉ ሓመድ-ኣዳም ከም እትለብስ ገሊጹ። ንምዃኑ እዛ ኢጣልያውያን ጸሓፍቲ እታ "ሕብሪ ወርሒ ዘለ...
ንዘውዲ ኣርኣያ፡ ኣብ 2001 ኣብ ሮማ ኢጣልያ ቤት ጽሕፈታ ከይደ ቃለ-መሕትት ከካይደላን ዕድል ረኺበ ነይረ። ኣብቲ እዋን ኣብ ጥልያን ኣምባሳደር ኤርትራ ዝነበረ ኣምባሳደር ጸጋይ መጐስ፡ ምስ ዘውዲ ናይ ቀረባ ሌላ ስለ ዝነበሮ፡ ንሱ እዩ ነቲ ዕድል ኣመቻቺኡለይ። ኣምባሳደር ጸጋይ ሓላፍነት ቤት ጽሕፈት ድሕሪ ምርካቡ...
Load more...