JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ብሞት ናይቲ ብ5 መጋቢት ኣብ ጐደና ክላረንዶን 'ሰንት ጆርጅስ ክሮስ' ብኻራ ተወጊኡ ተቐቲሉ ዝተረኽበ ኣሜን ተኽላይ ዝተኸሰሱ ደቂ 15ን 16 ኮተቴታት ናብ ቤትፍርዲ ክቐርቡ እዮም። እዞም ብሰንኪ ዕድመኦም ስሞም ክጥቀስ ዘይክእልን ማስክ ዝወደዩን ኮተቴታት፡ ንኣሜን ብኻራን ናይ ክሽነ ባዴላን ገይሮም ሃሪሞም ከም ዝቐ...
10 ጥቅምቲ 2025 – AAN Media Network -ኤርትራዊ ደራሲ ዓብዱ ሰላምመሓመድ ጻዕዳ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተራሒሙ። ፈላሚ ናይ crime & investigative fiction ብትግርኛ ዝኾነት “ዝሑል ኲናት” እትብል መጽሓፉ ፡ ቅልውላው ዶብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ቅድሚ ነዊሕ ኣቐዲማ ኣሚታ ነይራ። ድምጹ ንዘልኣለም ክቃ...
ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ትግራይን "ኲናት ንምእዋጅ" ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ ዝብል ካብ ወገን ኢትዮጵያ ዝቐረበ ክሲ ነጺጎም። ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ኤርትራን ህወሓትን ኣንጻር ኢትዮጵያ "ኣብ ውግእ ተዋፊሮም" ኣለዉ ክብል ናብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ ምኽሳሱ ይዝከር። ምኒስተር...
ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ፡ነቲ ቅድሚ ሽድሽተ ወርሒ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግርያ ኰይኑ ዝተሾመ፡ ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ዝተውሃቦ ስልጣን ብዘይሓላፍነታዊ ኣካይዳ ይጥቀመሉ ከምዘሎን ከሲሱ። ምክትል ፕረዘደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነበርን፡ ተደራዳሪ ውዕል ፕሪቶርያን ዝዀነን ጀነራል ፃድቃን፡ ከምኡ ዝበለ፡ ም...
Load more...