JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣመሪካ ንእገዳ ኤርትራ ከተልዕሎ ምዃና፡ ሮይተርስ ዝረኣዮ ናይ ውሽጢ ሰነድ መንግስቲ ኣመሪካ ኣመልኪቱ። እዚ ውሳነ፡ ምስቲ እታ ሃገር ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ስትራተጅያዊ ኣቀማምጣ ዝተተሓሓዘ ምዃኑ ተንተንቲ ይገልጹ። እዚ ስጕምቲ'ዚ፡ ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ርክብ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ኰይኑ፡ ኤርትራ ኣብ ስግር ስዑ...
ኣብዚ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ዓለም ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻባት ከም ዘመልክቶ፡ ኤርትራ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዋ 180 ሃገራት፡ ናጽነት ፕረስ ብምዕፋን ኣብቲ ዝተሓተ መወዳእታ ደረጃ (180/180) ተሰሪዓ ትርከብ። እቲ ብትካል ዶብ ኣልቦ ጋዜጠኛታት (RSF) ዝወጸ ናይ 2026 መለክዒ፡ ኤርትራ ንጋዜጠኛታት ካብ ዝዀነ ግዜ ን...
ኣብ ካናዳ ከተማ ካልጋሪ ሓደ ወላዲ ብቕትለት ክልተ ደቁ ብቐዳማይ ደረጃ ቅትለት ተኸሲሱ። ሬሳ ናይቶም ወዲ ሓሙሽተ ዓመትን ጓል ሰለስተ ዓመትን ደቁ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ካልጋሪ ብሓሙስ'ዩ ኣብ ውሽጢ መኪና ተረኺቡ። እቲ ወዲ 37 ዓመት ክሱስ ብዓርቢ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ናብ ቤትፍርዲ ከተማ ካልጋሪ ከም ዝቐረበ...
ኣብ መንጎ ልኡላዊ ክብሪ ንግስነትን ቃልሲ ሓርነት ኤርትራን ተወጢሩ ዝነበረ ራእሲ ኣስራተ ካሳ፡ ኣብ ታሪኽ ምምሕዳር ኤርትራን ዳሕረዎት ዓመታት ስርዓት ሃይለስላሰን ስትራተጅያዊ ጽልዋ ካብ ዝነበሮም ሰበስልጣን እቲ ቀንድን ወሳንን ነበ ረ። እዚ ብ1 ግንቦት 1922 ኣብ ፈቸ (ኣምሓራ) ዝተወልደ ብርቱዕ ጽልዋ ዝነበሮ...
Load more...