መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ናዕቢ ዝተኣስሩ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከፊሉ
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብቲ ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ደገፍቱን ብስም ምንቅስቓስ ‘ብርጌድ ንሓመዱ‘ ዝተጠርነፉ ደለይቲ ለውጢን፣ ብተደጋጋሚ ዝተወልዐ ናዕቢን ጎነጽን ንዝተኣስሩ ሓያሎ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ፣ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈለ፣ ዋይ ኔት ዝተባህለ መርበብ ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ መርበብ፣ ቅብሊት ናይቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብመንገዲ ኤምባሲኡ ንዋሕስ ዝኸፈሎ 84 ሽሕ ሽክል እስራኤል (ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር) ብኣከል ብምዕዛብ ከምዘረጋገጾ‘ዩ ጠቒሱ። መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብቲ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ዝተቐትልሉን ልዕሊ 130 ድማ ዝቖሰሉሉን፣ ካብ መጀመርያ ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት ዝተራእየ ግጭት ክልትኦም ወገን ኤርትራውያን ሓያሎ ሰባት ኣሲሩ‘ዩ። ንገሊኦም በብእዋኑ ክፈትሖም እንከሎ፣ ነቶም ከቢድ ጉድኣት ዘውረዱ ግና ክሳብ እዚ እዋን‘ዚ...
Latest releases
Landing Page
News & Magazine Template A multi-purpose Joomla news and magazine template that has everything you need for a stunning website: fully customizable, high functionality, fast loading speed,...
Footer Demo
Footer 1 View demo Footer 2 View demo Footer 3 View demo Footer 4 View demo Footer 5 View demo Footer 6 View demo Footer 7 View...
Detail Demo
Default 1 Default 2 Default 3 Default 4 Default 5 Default 6 Default 7 Default 8 Default 9 Default 10 Default 11 Default 12 Default 13 Default 14 Default 15 Default...
الحكومة الإرترية تدفع أكثر من 22 ألف دولار للإفراج عن أنصارها الذين اعتقلوا خلال أعمال الشغب في إسرائيل
أفادت شبكة واي نت الاسرائيلي أن الحكومة الإرترية دفعت أكثر من 22 ألف دولار للإفراج عن العديد من أنصارها الذين اعتقلوا في إسرائيل خلال أعمال الشغب والعنف المتكررة بين أنصارها ومجموعة “برقيد نحمدو”. وقالت...