ኣስመራ፡ ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ

ኣስመራ፡ ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ

ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናብ ኣስመራ ዝኣተወ ኣምባሳደር ሲልቨይን ኣስቴር ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብምርኻብ ተዘራሪቡ'ሎ። ምብጻሕ ናይቲ ፍሉይ ልኡኽ፡ ሃገሩ ምስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተሓሓዝ ንኤርትራ ትህቦ ዝነበረት ደገፍ ደው ከተብሎ ድሕሪ ምውሳና'ዩ ዝካየድ ዘሎ። ስዊዘርላንድ፡ እቶም ብዝተፈላለየ...

Latest releases

Load more...