Isaias’s Cairo Visits and the Seasonal Architecture of Crisis in the Horn
Strategic convergence in the Horn of Africa is too often misread through the narrow grammar of formal alliances, as though coordination must announce itself through treaties, communiqués, or...
Latest releases
ዘውዲ ኣርኣያ: እታ ኣብ 70ታት ኣብ ዓዲ ጥልያን ዘንጸባረቐት ኤርትራዊት ኮኾብ
ንዘውዲ ኣርኣያ፡ ኣብ 2001 ኣብ ሮማ ኢጣልያ ቤት ጽሕፈታ ከይደ ቃለ-መሕትት ከካይደላን ዕድል ረኺበ ነይረ። ኣብቲ እዋን ኣብ ጥልያን ኣምባሳደር ኤርትራ ዝነበረ ኣምባሳደር ጸጋይ መጐስ፡ ምስ ዘውዲ ናይ ቀረባ ሌላ ስለ ዝነበሮ፡ ንሱ እዩ ነቲ ዕድል ኣመቻቺኡለይ። ኣምባሳደር ጸጋይ ሓላፍነት ቤት ጽሕፈት ድሕሪ ምርካቡ፡ ነቶም ኣብ ጥልያን ዝነብሩ ዓቕሚ ዘለዎም...
ኤርትራ፡ 'እዉጅ ባጀት ዘይብልካ ብዕዳ ኣመሪካ ምዝራብ ቅኑዕ ኣይኰነን' - ኣምባሳደር ዓንደብርሃን
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ጽንብል መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ዘስምዖ መደረ ኣዛራቢ ኰይኑ ይቕጽል ኣሎ። ኣብቲ ዕለት ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንዓለማዊ ፖለቲካዊ ስርዓት ምስ ኣመሪካ ኣተሓሒዙ ዝበዝሕ ክፋል መደረኡ ኣቕሪብዎ። ካብቲ ትራምፕ ዳግማይ ናብ ስልጣን ዝመጽኣሉ ዘልዓሎ 'ኣመሪካ ደጊምካ ዓባይ ምግባር' ዝብል ጭርሖ ማጋ ኣትሒዙ ክሳብ'ቲ ኣብዚ እዋን ዓለማዊ ቅልውላው ፈጢሩ ዘሎ ኲናት ኢራን ዘርዚሩ። ኣብዚ ኤርትራን ኣመሪካን ዝምድናአን ከመሓይሻ ምዕባለታት ዝረኣየሉ ዘሎን፡ ተስፋን ትጽቢትን ህዝቢ ኤርትራ ክብ...
ትራምፕን ንጉስ ቻርለስን ናብ ኤርትራ ዝሰደድዎ መልእኽቲ እንታይ ይብል?
ኣብዚ ቀረባ እዋናት ገጹ "ናብ ኤርትራን ቀይሕባሕሪን መሊሱ" ዝበሃለሉ ዘሎ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ብምኽንያት መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ንህዝብን መንግስትን እታ ሃገር ናይ እንቋዕ ሓጐሰኩም መልእኽቲ ሰዲዱ ክብል ሻባይት ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ መልእኽቱ፡ "ንሓያል መንፈስ ጽንዓት ህዝቢ ኤርትራ፡ ከምኡ'ውን እቲ ህዝቢ ንሃገራዊ ልዑላውነቱ ዘለዎ ተወፋይነት ከም ዘኽብርን ከም ዘድንቕን" ገሊጹ - ይብል እቲ ኣብ ሻባይት - መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ...
ኤርትራ ኣብ መበል 35 ዓመት ናጽነት፡ ታሪኽ ምስሳን ህዝብን ፈተና ስደትን
ኤርትራ ንመበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነታ (24 ግንቦት) ንምብዓል ኣብ ምድላው ትርከብ። መንግስቲ ኤርትራ፡ እታ ሃገር ንተኸታተልቲ ዓሰርተታት ዓመታት ንዝተጻዕነላ ተጻብኦ ናይ ግዳም ሓይልታትን እገዳታትን ብምምካት፡ ኣብ መትከል "ርእሰ-ምርኰሳ" ዝተመሰረተ ቍጠባውን ማሕበራውን ልምዓት ንምርግጋጽ ትሰርሕ ከም ዘላ እዩ ብተደጋጋሚ ዝገልጽ። እዚ መግለጺታት ምስቲ ዓለምለኻውያን ትካላት ከም ባንኪ ዓለም፡ ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ሂዩማን ራይትስ ዎች ከምኡ'ውን ዶብ ኣልቦ ጋዜጠኛታት ዘውጽኡዎ ታሪኻውን...























