JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሰራዊት ሱዳን ካብ ብርክት ዝበላ ሃገራት ደገፍ ከም ዝረክብ ይእመነሉ፤ ግብጺ፡ ቱርኪ፡ ኢራን፡ ሩስያን ኤርትራን ዝኣመሰላ ሃገራት ቀጥታዊ ወተሃደራዊ ሓገዝ ከም ዝህባ ካብ ዝኸሰሳ ሃገራት እየን። ምንጪ ስእሊ, Sudan Tribune website መግለጺ ስእሊ, ግብጺ፡ ኤርትራ፡ ኢራንን ቱርክን ንሰራዊት ሱዳን ካብ ዝሕ...
ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ "ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን እያ፤ 2 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ [ኤርትራ] ነታ ብዝሒ ህዝባ ናብ 200 ሚልዮን ገጹ ዝኸይድ ዘሎ ሃገር ባሕሪ ክትከልኣ መጐታዊ ኣይኰነን" ክብል ብ25 ጥቅምቲ ተዛሪቡ። ብርሃኑ ጁላ ነዚ ዝበለ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 25 ጥቅም...
JUBA – South Sudanese immigration authorities said Tuesday they have arrested 17 Eritrean nationals in two separate incidents, part of what they describe as a crackdown on illegal migration and human...
ወዲ 35 ዓመት መሓመድ ዓብደላሂ መሓመድ፡ ኣብ መጀመርታ ዕስራታት ዕድመኡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ብጃልባ ዝገበሮ ንህይወቱ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ጕዕዞ ምንባሩ ይዝክር። ከምቶም ካልኦት ብዙሓት ስደተኛታት፡ ዝሓሸ ዕድላት ንምርካብ እዩ ካብ ዓዱ ሶማልያ ክወጽእ ዝወሰነ። "ምብራቓዊ መስመር" ተባሂሉ ዝፍ...
Load more...