JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ናብ ኤርትራ ክጥረዝ ብሰብ መዚ ኢሚግሬሽን ኣመሪካ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ሰመረ ገብረእግዚኣብሄር ድሕሪ ነዊሕ ሕጋዊ መስርሕ ካብ ማእሰርቲ ኢሚግሬሽን ኣሜሪካ ከም ዝተፈትሐ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣረጋጊጾም። እዚ ሰመረ ዝተባህለ ወልቀሰብ ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሰሙን ካብ መዳጎኒ ማእከል ማክኩክ ነብራስካ ተ...
ኣመሪካ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንዓመታት ዝጸዓነቶ እገዳ ከተልዕን ነቲ ዝሕቱል ዲፕሎማስያዊ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ፡ ማዕከን ሓበሬታ ዎል-ስትሪት-ጆርናል፡ ብ22 ምያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ሓተታ ኣመልኪቱ። እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ኣመሪካ ዝዀነ ጆርናል፡ እታ ሃገር ምስታ "ኣብ ተነጽሎ ዘላ...

ንጉዳይ ሱዳን ኣመልኪቱ ካብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ዝተዘርግሐ ሓድሽ ጸብጻብ፡ ብኢማራት ዝምወል መርበብ ዕሱባት ኮሎምቢያውያን፡ ኣብ ጐድኒ ሓይልታት ዳዕመ-ሰሪዕ ተሰሊፎም ንከተማ ኣልፋሸር ንምቍጽጻር ምሕጋዞም ከምዘረጋገጸ የቃልዕ። እቲ 'ኮንፍሊክት ኢንሳይትስ ግሩፕ' (CIG) ዝጽዋዕ ትካል ትንታነ ጉዳያት ጸጥታ፡ ዘካየዶ...
Load more...