JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት፡ ብሓይሊ ናብ ፈረንሳ ምምላስ ንሓደጋ ከቃልዖ ይኽእል እዩ ዝብል ስክፍታታት ድሕሪ ምልዓሉ፡ ናብ ፈረንሳ ከይምለስ ኣጊዱ። ብመሰረት ፈረንሳን ብሪጣንያ ኣብ ጥቅምቲ 2025 ዝተሰማምዓኦ፡ "ሓደ ክኣቱ፡ ሓደ ይወጽእ፡" ዝብል ውጥን፡ ሓደ...
ምስ መራሕቲ ሶማልያን ጂቡቲን ዝተራኸበ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣትዩ'ሎ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ወሽመጥ ዓረብ ብሰንኪ እቲ ኣመሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ዘካይድኦ ዘለዋ ኲናት ኣብ ከቢድ ቅልውላው ኣትዩ ኣብ ዘሎ እዋን'ዩ ናብቲ ዞባ ገይሹ ዘሎ። ኢማራት ዓረብ'ውን ሓንቲ ካብተን ግዳይ...
ኣብ ኤርትራ፡ ብፍላይ ኣብቲ ጋዜጣታት ብሕቲ ዓንቢበናሉ ዝነበራ 1997-2001 መድረኽ፡ ፍሉጥ ካርቱኒስታን ቀያዕን ዝነበረ መምህር ቢንያም ሰሎሞን ድሕሪ 15 ዓመታት ማእሰርቲ ከም ዝተፈትሐ፡ ቤተሰቡን ፈለጥቱን ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። እቲ 'ኮብራ' ብዝብል መጸውዒ ዝፍለጥ ስነጥበበኛ፡ 'እዋናዊ' ዛዕባታት ፖለቲካን ማሕበ...
እቲ ኣመሪካን እስራኤልን ብ28 ለካቲት 2026 ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝኸፈተኦ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ውሑዳት መዓልታት ንማእከላይ ምብራቕ ኣናዊጹዎ ኣሎ። እታ ናይዚ መጥቃዕቲ ቀንዲ ዕለማ ዝዀነት ኢራን፡ ላዕለዋይ ሃይማኖታዊ መራሒኣ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ዝርከቦም ሓያሎ ላዕለዎት ሓልፍቲ ክቕተሉዋ እንከለዉ፡ ንሳ'ውን ሕነ ሞት መራ...
Load more...