JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ጁምዓ፡ ካብ ቃላት ንላዕሊ ዓው ኢሉ ዝዛረብ ህዱእ ጸጋ ናብ ዝዓሰላ ንእሽቶ ገዛኣ መሪሓትና ክትኣቱ እንከላ ኣብ ደቃ ዝርኣናዮ ስምዒት ንሓይላ ዝነግር ነበረ። እቲ ዝነኣሰ ወዳ - መሓመድ - ነታ ስንፍ ዝበለት ስንክልቲ ጸጋመይቲ ኢዱ ብሓይሊ ብየማነይቱ ደጊፉ እናልዓለ ኣብ ሕቝፋ ከመይ ከም ዘዕርፋ ለሚድዎ እዩ - ጥም...
ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከም ጂኦፖለቲካዊ መናሕንሕቲ ዝርኣኣዩ ሓይልታት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማስያውን ወተሃደራውን ለውጢ ኣሰላልፋታት ኣስዒቦም ኣለዉ። ሃገራት እዚ ዞባ፡ ነቲ ግጭትን ምስኡ ተተሓሒዙ ዝመጽእ ለውጢታትን ንምግጣም ብኸመይ ከም ዝሕዝኦ ከሰላስላ ደሪኹወን ይርከብ። ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ሕ...
ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ናይቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኣዕናዊ ኲናት ሓድሕድ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝነበረ ምሕዝነት ናብ ሓድሕዳዊ ምጥርጣርን ወተሃደራዊ ምትፍናንን ኣትዩ ኣብ ዘለወሉ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ሓደጋ ዞባዊ ኲናት ኣጋጢምዋ ኣሎ፡ ክብል ዓለምለኻዊ ትካል መጽናዕቲ ቅልውላዋት ኣጠንቂቝ። ኢንተርናሽናል...
ናብ ኤውሮጳ ንምእታው ብሊብያ ዝሓልፉ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፡ ኣብ ሊብያ ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ፡ ግዱድ ጾታዊ ንግድን ምስርጣይን ይዀኑ ከም ዘለዉ ሕቡራት ሃገራት ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ኣብ ልዕሊ እቶም ስደተኛታት ዝበጽሕ "ርህራሀ ዘይብሉን ስልታውን ግህሰት መ...
Load more...