JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ላዕለዎት ወተሃደራዊ ጀነራላት ኢትዮጵያ ብሰንበት 4 ጥሪ፡ ንግዝኣት ኤርትራ ቈርሚሙ ናብ ኢትዮጵያ ጠቕሊሉ ዝቐረበ ካርታ ሒዞም ብምርኣዮም ኣዛራቢ ኰይኑ ቀንዩ። እዚ ፍጻመ፡ ክልቲአን ሃገራት ብሰንኪ'ቲ ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ኣትሒዛ ኢትዮጵያ ከተቕርቦ ዝጸንሐት፡ ሕቶ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪን፡ ንልዑላውነትን ናጽነትን ኤር...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዞባ ጋሽባርካ፡ ንኡስ ዞባ ሎጐ-ዓንሰባ - ቀራና ዅዶ ኣብ ዝተባህለት ዓዲ፡ ዘጋጠመ ሞት ሓደ ያፌት የማነ ገብረማርያም ዝተባህለ መንእሰይን፡ ድሕሪኡ ዝሰዓበ ኣልማማ ማእሰርቲ ደቂ ዓዲን ኣዛራቢ ኰይኑ ከም ዝቐነየ ዝፍለጥ እዩ። ነዚ ጉዳይ ዝምልከት ንጹር ሓበሬታ ንምርካብ፡ ቢቢሲ ኣብ ወጻኢ ንዝ...

ዓመተ 2025 ኣብ ኤርትራ እንታይ ዓበይቲ ፍጻመታት'ዮም ነይሮም ንዝብል፡ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ምዕራፋት ፈላሊና ኣቐሚጥናዮ ኣለና። ሓፈሻዊ ዲፕሎማስያውን ፖለቲካውን ምዕባለታት፡ ስፖርታዊ ነጥፈታንን ምፍታሕ እሱራትን ኣብ ዝርኢ ጉዳያት የጠቓልል። ኣብዚ ዓመት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንግብጺ፡ ሱዳንን ስዑድ ዓረብ...
Load more...