JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ቻምፕዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር ኣባል ኣመሪካዊት ጋንታ ሊድስ ትሬክ ኣማኑኤል ገብረእግዝኣብሄር ኣከታቲሉ ንሳልሳይ ዓመቱ ቻምፕዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር ኰይኑ። ንኣማኑኤል ተኸቲሉ ዓሚ'ውን ካልኣይ ዝወጽአ ኣባል ጋንታ ኣስታና ካዛኪስታን ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ክወጽእ...
ኢትዮጵያ "ኲናት ንምውላዕ" መመኽነይታ ትደሊ ኣላ ክትብል ኤርትራ ከሲሳ። ሚኒስትሪ ዜና ሎሚ ኣማስያኡ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ዝጥቅን ዲፕሎማስያዊ ምንቅስቓሳት የካይድ ኣሎ ኢሉ። "ኢትዮጵያ፡ ኲናት ንምውላዕን ርትዓዊ ንምምሳሉን ሰበብ ሃሰው ትብል" ኣላ ዝበለ እቲ መግለጺ፡ "ኣብ ዝ...
ብምኽንያት መስዋእቲ ሐርበኛ ከሰተ ተስፋማርያም (ብሽም ውድብ ተ፣ሐ፣ኤ መግለጺ መሪር ሐዘን) ብጻይ ከሰተ ተስፋማርያም ዓሪፍካ ዶ ሐምድ ድበ ዕጫ ብጾትካ በጺሑኳዶ ኣፋኑውኒ ኮይኑ ኣምላኽ ካብ ፈቐዶ፣ ወየ ወይ ሐርበኛ ከሰተ ሐረስታይ ክብለካ ዶ ደላይ ፍትሕ ተቃላሳይ ኣብ ዉዑይን ዙሑልን ዝርከብ ብጻይ፣ ኣንጊሁ ንነጻነ...
ብሰንኪ'ቲ ኣብ 2013 [ግ] ዝተወልዐ ኲናት ትግራይን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ኵነታትን ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ከይተራኸበ ዝጸንሐ ህዝቢ መዳውብቲ ዓድታት ኤርትራን ትግራይን፡ ሎሚ ሰንበት ኣብ ከተማ ዛላምበሳ ተራኺቡ ብሓደ ከም ዝወዓለ ሪፖርተር ቢቢሲ ግርማይ ገብሩ ካብቲ ቦታ ሓቢሩ። እዚ ሎሚ ሰንበት፡ ዓበይቲ ዓዲን መራሕ...
Load more...