JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሑቲ የመን፡ ንማያዊ ዶባት ኤርትራ ቀረባ ዝዀና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ስትራተጅያዊ ወደባዊት ከተማ ሞካን ደሴት ዙቑርን፡ ካብቶም ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፉ ሓይልታት መንግስቲ መንዚዖም ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉዋ ወተሃደራውያን ምንጭታትን መሰኻኽር ዓይንን ሓቢሮም። እዚ ብኢራን ዝድገፍ ጕጅለ ንኸተማ ሞካ ምቍጽጻ...
ሓይሊታት ሑቲ የመን ኣብዚ እዋን፡ ሓድሽ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ብምክያድ ሓያለ ከባቢታት ቀይሕባሕሪ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ እዋን፡ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ "ጉዳይ የመን ወተሃደራዊ መፍትሒ የብሉን፡" ብምባል ርእይቶኡ ሂቡ። ምኒስተር ዑስማን፡ ካብ ኣስመራ ምስቲ ዓቢይ...
ቅድሚ ሸሞንተ ዓመት፣ ልክዕ ከምዚ እዋን፣ ጋዜጠኛታት ቢቢሲ ቋንቋታት ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኦሮምኛን፣ ነቲ ኣስታት 20 ዓመት ዝጸንሐ ጽልእን ቅርሕንትን ቀቢሩ ፍቕርን ተስፋን ዝዘርአ ኣብ ዛላምበሳ–ሰርሓ ዝተራእየ ታሪኻዊ ፍጻመ ንምጽብጻብ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ነበርና። እቲ ፍጻመ፣ ንኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት ጥራይ ዘይኮነ፣...
ኣስመራ፡ እታ ብጽሬታን ብስሩዕ ውጥን ዘመናዊ ከተማውነትን ኣብ ቅድሚት ትስራዕ ዝነበረት "ንእሽቶ ሮማ"፡ ሎሚ መልክዓ ብሕሱም ኵነታት ተቐይሩ፡ ነበርታ ኣብ ከቢድ ጸገም ጽምኢ ማይ ይርከቡ። እቲ ንጽሬት ጐደናታታ ዝገልጽ ዝነበረ ትርኢት፡ ሎሚ ማይ ከግብእ ብዝጽበ ፊስቶታት፡ ሰማያዊን ቢጫን ጀሪካናትን፡ ከምኡ'ውን ማይ...
Load more...