JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ መሓመድ ዓብደልሰላም ባቢከር፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብኣዊ መሰላት ዛጊት ዝዀነ ምምሕያሽ ከም ዘየርኣየን ብኣንጻሩ እቲ ኵነታት እናብኣሰ ይኸይድ ከም ዘሎን ኣብ ዘቕረቦ ዓመታዊ ጸብጻብ ገሊጹ። እቲ ጸብጻብ ኣብታ ሃገር ዘሎ "ስልታዊ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት"...
እቲ ኣብ ዓይኒ ብዙሓት ኣፍቀርቲ ኵዕሶ እግሪን ኣሰልጠንትን ክለባትን ደሚቝ ዝርአ ኣብ ዓበይቲ መድረኻትን ዓወታትን ባንዴራ መበቈል ሃገሩ ኤርትራ እናንበልበለ ዝልለ፡ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፡ ኣብቲ ሃገራዊት ጋንታኡ ሽወደን ንቱኒዝያ 5 ብ 1 ብዝዀነ ዓብላሊ ውጽኢት ኣብ ዝሰዓረትሉ ናይ ዋንጫ...
ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃቦ "ትያትራውን ፈጠራውን" ክስታት ሓቅነት ከም ዘይብሉ ምኒስተር ዜና ኤርትራ ገሊጹ። ዳይረክተር ሃገራዊ ስለያን ኣገልግሎታት ጸጥታን ኢትዮጵያ ሬድዋን ሑሴን ኣብ ኣልጀዚራ ተላፊኑ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ህወሓት ብድፍኢት ኤርትራ "ኣብዚ ቀረባ መዓልታት" ኣብ ልዕሊ መንግ...
ሓንቲ ኣደኣ ብብርቱዕ መንሽሮ ደም ዝተጠቕዐት ኤርትራዊ መበቈል ዘለዋ መንእሰይ፡ ካብ ውሑዳት ዓሌት ዝመጽኡ ሰባት ኣብ መዝገብ ወሃብቲ መሰረታዊ-ዋህዮ (stem cell) ክምዝገቡ ተማሕጺና። ኣብ ዓዲ እንግሊዝ እትቕመጥ ጓል 24 ዓመት ኒድሃል ሓምዳን ኣደኣ ዘይነብ ብኸቢድ ሕማም መንሽሮ ደም ምስ ተጠቕዐት ተመኵሮ ናይ...
Load more...