JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ፡ ነቲ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ዝሃቦ ንኣፍደገ ባሕሪ ዝምልከት ፍልይ ዝበለ መግለጺ መልሲ ሂባትሉ። ምኒስተር ዜና የማነ ገብረመስቀል ብሰሉስ ምሸት ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፡ እቲ ብወገን ኢትዮጵያ ዝተዋህበ መግለጺ ሓድሽ ግጭት ክውልዕ ዝኽእል'ዩ ክብል ነቒፉ። ፕረዚደንት ታየ ኣጽቀ ስላሰ ንፓርላማ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ ና...
ድምጻውን ሙዚቀኛን ኣብርሃም ኣፈወርቂ ልክዕ ከምዛ ሎሚ ዕለት፡ ብ7 ጥቅምቲ 2006 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ንኣብርሃም ህይወቱ ኣብ ዝወሰደ ንደሴታት ናዅራን ጀሚለን ዝመቅል ጸቢብ መትረብ፡ ንፋስ ካብ ምዕራብ ናብ ምብራቕ ወይ'ውን ብኣንጻሩ ኣብ ዝነፍሰሉ ግዜ፡ ማዕበል ከም ወሓይዝ'ዩ ዝመሓላለፈ። እቲ ብውሽጣዊ ማ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ መጋባእያ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዝሃቦ መግለጺ፡ ንመንግስቲ እታ ሃገር ምሉእ ብምሉእ ዘሐጐሰ ኣይመስልን። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 2011 ኣትሒዙ ኣብቲ ዝዓበየ መድረኽ መራሕቲ ሃገራት ኣይተሳተፈን። ኣብቲ መበል 80 ሓፈሻዊ...
ወየ ወየ ወልደኣብ ዓርከይ ዓሪፍካ ምስ ሰማዕኩ ብዙሕ ነቢዔ፣ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ፈስቲቫል ካስል ምስ ተራኺብና፣ናይ ግዜ ንእስነትና ናይ ማይ ፓውዛን ኣርባዕተ ኣስመራ ዘኪርና ብዙሕ ኣዕሊልና፣ነጻነት ብሐርነት ስለ ዘይተዛዘመ ንግዝኣተ ሕጊ ክንዝቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዋዕላ ኣቃቂ ዝካኣለና ገርና፣ካብ ንእስነቱ ኣትሒ...
Load more...