JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ዓሰብ ኣብ ደንከል ወይ ከኣ ኣብ ናይ ሎሚ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ወደብ'ያ። ዓሰብ ልዕሊ ምጽዋዕ ትሰርሕ ዝነበረት ወደብ ኤርትራ ኰይና ክሳዕ 1998 ቀንዲ መውጽእን መእተውን ንግዲ ኢትዮጵያ ኰይና ዘገልገለት ወደብ'ያ። ዓሰብ ኣብ ደቡባዊ ጫፍ ኤርትራ፡ ኣብ ገምግም ደንካልያ - ጥቓ ባብ-ኤል-መንደብ - ን...
በሃር ሃርሃሪ በረኸት መንግስትኣብ ኣብዚ ከየባተኸ ንልዕሊ 65 ዓመታት ኣብ ስነጥበብ ዝተጓዕዞ፡ ልዕሊ 300 ደርፍታት ኣፍርዩ። ሙዚቃዊ ስርሓቱ ዝተፈላለዩ ህርመታት፡ በበይኖም ቅኒታት፡ ዓሚቝን ሰፊሕን ትሕዝቶ ግጥምታት ወዘተ ዝሓዘ እዩ። ስለዝዀነ፡ ኣብ ሰለስተ ወለዶታት ኣሰር ዝገደፈን ኲኖ ኤርትራ ዝሓልፍ ሰማዕቲ ዝ...
ኣፍ ደገ ባሕሪ ካብ መንጐ ዘይብለን ሃገራት ሓንቲ ዝዀነት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ብዛዕባ ዋንነትን ተጠቃምነትን ወደባት ክህቦ ዝጸንሐት መግለጺታት ብፍላይ ንሶማልያን ኤርትራን ከቘጥዕ ጸኒሑ'ዩ። ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝርከቦም ዝተፈላለዩ ላዕለዎትን ማእከሎትን ሰበስልጣን ኣዲስ ኣበባ፡ ካብ ጥቅ...

Load more...